JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ዋሽንግተን — ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዋስን ወረዳታት ክልል ትግራይ ዝርከቡ ነበርቲ ኣብ ስግኣት ከምዝርከቡ ነበርትን ኣመሓደርቲ ወረዳታትን ንድምጺ ኣመሪካ ገሊፆም።
ኣብ ሃገሮም ሰልፊ ምግባር ይኹን ሕቶ ከቕርቡ መሰል ዘይብሎም ደገፍቲ ምልኪ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐማጦ ኖርወይ ኣንጻር ውሳነ ባይቶ ሰልፊ ኣካይዶም::
ሓንቲ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ዶብ ፖላንድን ቤላሩስን በይና ከምዝሓረሰት ድሕሪ ምግላጹ፡ መንግስቲ ፖላንድ ነታ ስደተኛ ካብ ዶባ ከምዘይመለሰታ ገሊፁ።
ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዜጋታት ሱዳን፣ መበቆሎም ካብ ካልእ ሃገር ስለዝኾነ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም ዝበለ ሓላፊ ጸጥታ እቲ ዞባ ነበረ፣ ብርጋዴር ባድረዲን ዓብደልሓከም፣ ናዕቢ ብምልዕዓል ተወቒሱ።
Load more...