JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ መፋርቕ ዝሓለፈ ሓምለ፡ ኣብ ከተማ ጊንዳዕ እትርከብ ፍልጥቲ ማእከል 'ሕፍዚ ቍርኣን' ሃንደበት ድሕሪ ምዕጻዋ፡ ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ድማ ኣካያድን ሸኽን እታ ቤት ትምህርቲ ዝነበሩ ሸኽ ኣድም ጃብር ሻዕባን ተኣሲሮም ክሳብ ሕጂ ሃለዋቶም ይዅን ኵነታቶም ከምዘይፍለጥ፡ መቕርቦም ይገልጹ። ነዚ ፍጻመታት መሰረት ብምግባ...
ኣብ ታሪኽ ኤርትራን ኢትዮጵያ፡ ስም ኣቡነ ማርቆስ ክለዓል እንከሎ፡ ኣብ ክባቢኦም ዝነበሩ ብርክት ዝበሉ ኣካላት ኣብ ሓሳብና ጦብላሕ ይብሉና። ንኣብነት ከም በዓል ራእሲ ኪዳነማርያም ገብረመስቀል በዓል ዓረዛ፡ 'ማሕበር ፍቕሪ ሃገር'፡ ሰልፊ ሕብረት፡ ቀሺ ዲመጥሮስ ገብረማርያም፡ ተድላ ባይሩ፡ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ከም...
ኣኽበርቲ ሕጊ ሆላንድ፡ ንኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ብምስቓይን ምስርጣይን ዝተኸሰሰ ዕሉል ኣሰጋጋሪ ኤርትራዊ ጥርጡር፡ ብማእሰርቲ 20 ዓመት ክቕጻዕ ሓቲቶም። ሮይተርስ ንኣኽበርቲ ሕጊ ጠቒሱ ኣብ ዘስፈሮ ጸብጻብ፡ ወዲ 42 ዓመት ኣማኑኤል ወሊድ - ብተወልደ ጎይትኦም ዝፍለጥ - ብሊብያ ኣቢሉ ናብ ኤውሮጳ ዝግበር ናይ ስደ...
ንባሃር በረኸት መንግተኣብ ወየ ክብለሉ ቁምጣ ስረ ምስ ጋንባለ ኣየ ከምሕረሉ ጸረ መግዛእቲ ብክራሩ ንህዝቢ ኣላዓዒሉ፣ ኣብ ሕንብርቲ ጸላእቱ ዝዘየመ ዓደየ ዓደየ ንጉስ ስነ ጥበብ እንተ በልኩ መዓስ ተጋግየ ክራር ካላሽን ሒዙ ምስ ብጾቱ ኮይኑ ዝጎየየ፣ ንጉስ ስነጥበብ እኳ ክውሕዶ ኣቦ ስነ ጥበብ በረኸት ዓሪፍካ ዶ ታ...
Load more...