JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሰበስልጣን ዞባ ሑደይዳ የመን ከም ኣምሳያ እቶም ብኤርትራ ንመዓልታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ 53 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ምፍትሖም፡ ሸውዓተ ወተሃደራት ኤርትራ ከም ዝለቐቑ ማዕከን ዜና የመን ኦንላይን ገሊጹ። እቶም ወተሃደራት ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብናይ ኮለላ ስርሒት ሓይሊ ባሕሪ የመን ኣብቲ ከባቢ ተታሒዞም ከም ዝጸ...
ኣብ መወዳእታ ጥሪ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ቀዳመይቲ ምኒስተር ጆርጂያ መሎኒን ንዝተገብረ ዘተ መሰረት ብምግባር፡ ኤርትራን ኢጣልያን ዓበይቲ ውዕላት ከም ዝተፈራረማ መንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ ሻባይት ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነቲ ብምኒስተር ሕርሻን መግብን ኢጣልያ ሚስተር ፍራንቸስኮ ሎሎብሪ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ19 ከምኡ'ውን 23 ሓምለ 2025 ኣብ ዓለማዊ፡ ኣህጉራዊ፡ ዞባውን ዘቤታውን ጉዳያት ዘተኰረ ሰፊሕ ቃለመሕትት ምስ ማዕከን ዜና ሃገሩ ኣካዪዱ ነይሩ። እዚ ቃለመሕትት'ዚ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኲናትን ደበና ኲናትን ኣንጠጥይሉ ኣብ ዘሎ እዋን ምክያዱ፡ ካብ ኤርትራውያን ዘይኰኑ ሰባትን መራ...
ኣብ ሚያዝያ 2018፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ምስ መጽአ፡ ኣብ ኢትዮጵያን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዙሓት ዘይተጸበይዎ ተስፋ ዓሲሉ ነይሩ። ኣብቲ ዝተገብረ ቅልጡፍ ጽገናታት፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ እሱራት ፖለቲካን ጋዜጠኛታት ተፈቲሖም፣ ናጽነት ሚድያ ሰፊሑ፣ ኣብ ጐረባብቲ ሃገራት ኰይኖም ዕጥቃዊ ቃልሲ ዘ...
Load more...