JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

"ተመስገን ገብረስላሰ መን እዩ?" ኢልካ ንሓደ ሰብ እንተ ሓቲትካዮ፡ ቀልጢፉ ምላሽ ከይህበካ ይኽእል እዩ። መጸውዒ ስሙ ቀይርካ "ተመስገን ጣኒቆኸ?" ምስ እትብሎ ግን፡ ካብ ብዙሓት ኤርትራውያንን ክንዮኡን ብዛዕባኡ ዘይነጽፍ ዛንታ ድፍንቕ ሕሉፍ እዋን ንእስነት፡ ጦብላሕታ ናፍቖትን ክትሰምዕ ግድን እዩ። ኣብ ፈለማ 2...
ኣብ ታሪኽ ውድድራት ጽባቐ፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣካላዊ ትርኢትን ደጋዊ ማራኺነትን ከም ቀንዲ መዐቀኒ ብቕዓት ኰይኑ ክረአ ጸኒሑ እዩ። ሕብረተሰብና እውን መብዛሕትኡ ግዜ ንውድድራት ሞዴሊንን ጽባቐን ምስ ኣካዳምያዊ ብቕዓትን ብልሒ ኣእምሮን ኣተኣሳሲሩ ኣይርእዮን እዩ። ይዅን እምበር፡ እዚ ጽኑሕ ክውንነት እናተቐየረ ይመጽ...
ኣማኻሪ ጉዳያት ዓረብን ኣፍሪቃን ምምሕዳር ትራምፕ ማሳድ ቡሎስ፡ ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዝዀነ ዓይነት ምስጢራዊ ስምምዕ ከም ዘይገበረት ብምግላጽ፡ እቲ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ንሰላም እቲ ዞባ ጥራይ ዝዓለመ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኣማኻሪ ትማሊ ምሸት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ኤክስ ኣብ ዝዘርግሖ ጽሑፍ፡...
ላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝዀነ ማስዓድ ቡሎስ፡ ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ካይሮ ምስ ምኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፡ ኤርትራን ሶማልያን ዘካየዶ ርክብ "ጸረ-ኢትዮጵያ" ዝዀነ ትሕዝቶ ከም ዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ጉዳያት ዓረብን ኣፍሪቃን፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ 'ኤክስ' ኣብ ዝዘ...
Load more...