JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጽምብል ምስረታ መበል 90 ዓመት ሓይሊ ኣየር ሃገሩ ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ብስም ከይጠቐሰ፡ ኣብ "ሚግ-21 ደው ኢለን ዘለዋ ሃገራት..." ክብል ተሰሚዑ። እዚ ድማ ብቐጥታ ነታ ምስ ሃገሩ ኣብ ከቢድ ወጥሪ እትርከብ ኤርትራ ዘነጻጸረ እዩ ብምባል ኤርትራውያን...
ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብምኽንያት መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ዓ.ም. [ግ] ናብ ሓምሻይ ወለዶ ክሰጋገር መደብ ከምዘሎ ተዛሪቡ። ሓምሻይ ወለዶ ማለት፡ ዘመናዊ ናይ ውግእ ዓቕምን ምዕቡላት ኣጽዋራትን ዘጠቓልል እዩ። እቲ ቀዳማይ ምኒስተ...
ብጐነጻዊ ኣተሓሕዛ ስደተኛታት ገበነኛ ኰይኑ ዝተረኽበ ኤርትራዊ ኣሰጋጋሪ ሰባት 20 ዓመት ማእሰርቲ ከም ዝተፈርደ ማዕከናት ዜና ነዘርላንድስ (ሆላንድ) ሓቢረን። እቲ 'ወሊድ' ተባሂሉ ዝፍለጥ ተወልደ ጐይትኦም መራሕቲ ናይ ሓደ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብዙሕ ግፍዕታት ዝፈጸመ ዕስለ ኣሰጋገርቲ ምዃኑ'ዮም ኣኽበርቲ ሕጊ እ...
ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተሪር መጥቃዕቲ ቃላት ብምፍጻም፡ ክሳብ ሕጂ ነተን ግዜአን ዝሓለፈን ሚግ-21 ዝዓይነተን ነፈርቲ ውግእ እትውንን ሃገር ምዃና ብምግላጽ፡ ነታ ዝተራቐቓ SU-30 ዝዓይነተን ነፈርቲ ውግእ ዝዓጠቐት ሃገሩ ክትደፍር ክትሓስብ ከምዘይብላ ኣጠ...
Load more...