Latest releases
- Details
ክብርቲ ሓፍትና ወ/ሮ ሶፍያ ግራዝማሽ ሙሳ ዓብዱ ብቀዳም ዕለት 26/10/2024 ኣብ ከተማ ጅዳ ስዑዲ ዓረብያ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያትና። ነፍስሄር ወ/ሮ ሶፍያ በዓልቲ ቤት ብጻይና ራማዳን ዑመር ደራንካን ከምኡ’ውን ሓፍቱ ነቲ ዓቢ ተጋዳላይ ስዉእ ስራጅ ሙሳ ዓብዱ ኢያ። ብስም ኩሎም ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነ...
- Details
ካብቲ ፍሉጥ ማእከላይ መደበር ባቡር ሮማ ሒደት 'ፌርማታ' ጥራይ ርሒቑ ይርከብ። ዘመናት ዘቝጸሩ ቅርስታት ብቐረባ ከቢቦምዎ ይረኣዩ። እቲ ከባቢ ግን ምስ ጥንታዊነት ሮማ ክነጻጸር ከሎ ብተዛማዲ ሓድሽ እዩ ምባል ይከኣል። መብዛሕትኡ መንበሪ ህንጻታት'ኳ እንተዀነ ውሑዳት ንግዳዊ ቦታታት እውን ዝሓዘ እዩ። እዚ ቦታ 'ኳ...
- Details
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ፣ ኣቡ ዓቕላ ካኪል፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኢዱ ከምዝሃበ ተሓቢሩ። ኣፈኛ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ኣዛዚ ነቲ ንሃገርን ቅንዕናን ብምምራጽ፣ ብሰላም ኢዱ ከምዝሃበ ብምርግጋጽ፣ ምስ ሰራዊት ሱዳን ተጸንቢሩ ኣንጻር ዓመጽ ክቓለስ...
- Details
ሃገራውያን ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ኤርትራን: ናይ መጻርዪ ዋንጫ ቻምፕዮንሺፕ ኣፍሪቃ ግጥመን ኣብ ደቡብ ሱዳን ከም ዘካይድኦ ተፈሊጡ።እቲ ኣብ ክልቲአን ሃገራት ክካየድ ዝነበሮ ክልተ ዙርያ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ኣብ ከተማ ጁባ ክውዳእ ምዃኑ'ዩ ተገሊጹ ዘሎ።መንግስታዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ፡ ኣሰልጣ...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
151
152
153
154
155
156
157
158
159
160
161
162
163
164
165
166
167
168
169
170
171
172
173
174
175
176
177
178
179
180
181
182
183
184
185
186
187
188
189
190
191
192
193
194
195
196
197
198
199
200
201
202
203
204
205
206
207
208
209
210
211
212
213
214
215
216
217
218
219
220
221
222
223
224
225
226
227
228
229
230
231
Load more...
All items
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.