JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፡ ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ብዙሓት ሕቶታት ዝተልዓለሉ፡ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ፡ ንሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ'ውን ደጊሙ ኣልዒሉ። "ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ ሕጋዊ፡ ታሪኻዊ፡ መልክዓ ምድራዊን ቍጠባውን ሕቶ እዩ ኢልና ኢና ንኣምን" ዝበለ እቲ ቀዳማይ ምኒስተር፡ ኢትዮጵያ ቀይሕ ባሕሪ ንኽት...
ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ "ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን እያ፤ 2 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ [ኤርትራ] ነታ ብዝሒ ህዝባ ናብ 200 ሚልዮን ገጹ ዝኸይድ ዘሎ ሃገር ባሕሪ ክትከልኣ መጐታዊ ኣይኰነን" ክብል ብ25 ጥቅምቲ ተዛሪቡ። ብርሃኑ ጁላ ነዚ ዝበለ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 25 ጥቅም...
ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፡ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ብዙሓት ሕቶታት ዝተልዓለሉ፡ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ፡ ንሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ'ውን ደጊሙ ኣልዒሉ። "ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ ሕጋዊ፡ ታሪኻዊ፡ መልክዓ ምድራዊን ቍጠባውን ሕቶ እዩ ኢልና ኢና ንኣምን" ዝበለ እቲ ቀዳማይ ምኒስተር፡ ኢትዮጵያ ቀይሕ ባሕሪ ንኽትስ...
ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኢትዮጵያ ዘልዓለቶ መሰል ዋንነትን ተጠቃምነትን ኣፍደገ ባሕሪ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት፡ ስግኣት ፈጢሩ ይርከብ። ብላዕለዎት መራሕቲን መንግስታዊ ይዅን ንሰልፊ ብልጽግና ጸግዒ ዝሓዛ ማዕከናት ዜናን ዝወሃብ ዘሎ መግለጺታት ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሓያል ቍጥዐ ፈጢሩ እዩ።,ብወገን ኤርትራ...
Load more...