JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ናብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ዘካየደት ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ንዑደታ ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂባ። ማሪያ ማልመር ስተነርጋርድ ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ኣብ ዘካየደቶ ርክብ ብዛዕባ ዳዊት ይስሓቕ ዝርከቦም ጉዳያት ከም ዝተዘራረበት ሓቢራ። እቲ ንልዕሊ 24 ዓመት ኣብ ማሕዩር ዝርከብ...
ሓደ ካብ ኤርትራ ስደተኛ ፉኣድ ስዒድ ዓብደልቃድር ዝተባህለ ውልቀሰብ፡ ኣብ ፔንስልቬንያ ፊሊፕስበርግ ኣብ ዝከርብ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝዓረፈ ተገሊጹ። እቲ ወዲ 46 ዓመት ስደተኛ፡ ብ14 ታሕሳስ 2025 ኣብ ሞሻኖን ቫሊ ብኢምግረይሽንን ኣኽበርቲ ጉምሩክን (ICE) ተታሒዙ እንከሎ ከም ዝሞተ ተሓቢሩ። ዓብደልቃድር ኣብ...
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ተካይድ ዘላ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ተዘራሪባ ከምዘላ ይፍለጥ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ሎሚ ብዛዕባ'ቲ ምብጻሕ ርእይቶ ከምዝሃበ ይግለጽ ኣሎ። ትማሊ ናብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝኣተወት ሚኒስተር ማሪያ ማልመር ስተነርጋረድ ምስ ኤርትራዊ መዘናኣ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም...
ላዕለዋይ ኮምሽን ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ንኣስታት 18 ዓመታት ብዘይፍርዲ ኣሲራቶም ዝጸንሐት 13 ምፍትሓ ዘተባብዕ ምዕባለ ምዃኑ ገሊጹ። እዚ ትማሊ 15 ታሕሳስ ዝወጽአ መግለጺ፡ "ሰበስልጣን መንግስቲ፡ ነቶም ካብ 2001 ኣትሒዞም ኣብ መቝሕ ዝርከቡ ጕጅለ 11 [ካብ ጕጅለ 15] ሓዊሱ ኵሎም ብዘይ...
Load more...