JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተረኽበ ሽክና ርእሰኪ ናይታ ብዘስካክሕ ኣገባብ ዝተቐትለት ኤርትራዊት ምዃኑን ዘይምዃኑን ምርግጋጽ መርመራ ይቕጽል ከምዘሎ ሰብመዚ ፖሊስ ጀርመን ንቢቢሲ ትግርኛ ሓቢሮም። "እዚ መርመራታት እዚ ኣይተወድአን ዘሎ፡ ስለዚ ኣብዚ እዋን'ዚ ዝኾነ ውጽኢት የለን" ክብል ሓላፊ ኢንስፐክተር ፖሊስ ኣብ ዞባ...
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኤርትራ ደርቂ ናይ ምጽዋር ዓቕሚ ንምዕባይን ዕድላት ስራሕ ንምፍጣርን ዝዓለመ ፕሮጀክት (DRSLP V) ብዝተዓጻጸፈ መንገዲ ይሰላሰል ከም ዘሎ ኣፍሊጡ።እዚ ፕሮጀክት'ዚ፡ ኣካል ናይቲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ "ንዓመታት ዘካየዶ" ስትራተጅያዊ ስራሓት ሕርሻን ትሕተ-ቅርጽን ኰይኑ፡...
መንገዲ ኣየር ኢትሓድ፡ መስመራት ኣቭየሽን ኣፍሪቃ ዳግማይ ንምሕዳስን ንምስፋሕን ኣብ ዝሓንጸጾ ስትራተጅያዊ ውጥን፡ ንኣስመራ፡ ካብ 7 ሕዳር 2026 ጀሚሩ ቀጥታዊ በረራታት ከም ዝጅምር ብወግዒ ኣፍሊጡ። እዚ ውሳነ ናይቲ ግዙፍ መንገዲ ኣየር ንኤርትራ፡ እታ ሃገር ብሰንኪ ድሩት ኣህጉራዊ በረራታት ትጻገም ኣብ ዘላትሉ...
ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ሓራምዝ ዝተገብረ ዓቢ ናይ ዘርኢ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ፡ እቶም ኣብ ኤርትራ ንበይኖም ተነጺሎም ዝርከቡ ሒደት ሓራምዝ፡ ብሰንኪ ምስ ከምኦም ዘርኢ ጥራሕ ምውሳቦም ንጥዕናኦም ዝሃሲ ናይ ዘርኢ ጸገማት የጋጥሞም ኣሎ። እዚ ኣብ ጆርናል 'ኔቸር ኮሚንዩከሽን' ዝተሓትመ ጸብጻብ፡ ንፈለማ እዋን ኣብ...
Load more...