JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ንዓመተ 2025 ተቐቢላ። እዚ ጽምብል ኣብ ሻብዓይ ወርሒ ልደታ፡ ኣብ ጥሪ 1992 እያ ኣሃዱ ኢላ ፈሊማቶ። ሽዑ ጐደናታት ኣስመራ፡ ብስልማት ሓዲስ ዓመትን ልደትን ደሚቝ፡ ካብ በረኻን ስደትን ብዝተመልሱ ዜጋታት ኣዕለቕሊቑ፡ ብመዛሙር ተስፋን ዓወትን ማሚቝ ነይሩ። እቲ ህዝቢ፡ ዘይጽወር ጸይሩ፡...
ምከና ዛንታ 1945 ኣብ እዋን ካልኣይ ኲናት ዓለም እዩ። ጸለምቲ ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝነበራኣ በጦሎኒ 6888 [ሲክስ ትሪፕል ኤይት] ተባሂላ እትጽዋዕ ኣሃዱ ድማ ናብቲ ግንባር ተላኢኻ፤ ካብ ትጽቢት ጸዓዱ ሰበስልጣን ኣመሪካ ወጻኢ ዓቢይ ታሪኽ ሰሪሓ። እዛ ኣሃዱ፡ ሞራል እቶም ኣብ ውግእ ተዳኺሞምን ደሃይ ስድራቤቶም...
ዓመተ 2024 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኲናት፡ ወጥርን ምትፍናን፡ ከምኡ'ውን ሰብኣዊ ቅልውላዋት ዝዓብለላ ኰይና'ያ ሓሊፋ። እዞም ዓበይቲ ጂኦፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማስያዊ ጸጥታዊን ፖለቲካዊን ብድሆታትን ነቲ ዞባ ብሓፈሻን ንገለ ሃገራት ድማ ብፍላይ ናብ ዘይምርግጋእ ሸሞም ብምህላዎም ከቢድ ዞባዊ ስግኣት ዝፈጠሩን ዓለምለኻዊ ኣቓል...
ኣብ ኤርትራ፡ ኣብዛ እነፋንዋ ዘለና ዓመተ 2024፡ ካብ ጥሪ ክሳዕ ታሕሳስ ዝተራእዩ ፍጻመታት ብሕጽር ዝበለ ዝርዝራት ቀሪቡ ኣሎ።ብሕልፊ ኣብ መዳይ ዲፕሎማሲ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ግብጺ፡ ኢጣልያ፡ ቻይናን ደቡብ ኮርያን ምብጻሕ ኣካይዱ። ብኻልእ መዳይ፡ ንፕረዚደንት ሶማልያ ሓሙሽተ ግዜ፣ ንፕረዚ...
Load more...