JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ንምውጻእ ብኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ክሳብ 4-ሽሕ ዶላር ዝኸውን ክፍሊት ይሕተቱ ከም ዘለዉ ገሊፆም። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም እቲ ክፍሊት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ከም ዝፈላለ ይገልፁ። እቲ ትካል ብወገኑ እቲ ዝተጠቐሰ ክፍሊት ንመውፅኢ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ "ንኢትዮጵያ ብሓይሊ ክወራ ዝኽእል ኣካል የለን፤ እንመተጺኡ ድማ ንምምካት እኹል ዓቕሚ ኣለና" ክብል ተዛሪቡ። ኣብ መግለጺኡ፡ ብዛዕባ ኤርትራን ኣፍደገ ቀይሕ ባሕርን'ውን ተዛሪቡ'ሎ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ከምኡ ዝበለ፡ ሎሚ ሓሙስ 31 ጥቅምቲ 2024 ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ...
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ኣየር ኤርትራ በረራ ከየካይድ ተኸልኪሉ ዝብል ሓበሬታ ጌጋ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ነፈርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሰማያት ኤርትራ ከይበራ ከምዝተኸልከላ ዝገልጽ ወረ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ድሕሪ ምውጽኡ'ዩ ነቲ ሓበሬታ ሂቡ ዘሎ።እቲ መግለጺ፡ “መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን...
ሐደ ካብቶም ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዘለዎ ዋህዮ ኣማኒኤል ብልማማ ነዝማሪኖ ትግራዊ ዶ በልካዮ ነስመራ ዕባይ ምስ ደቀባት ኤርትራ ጸብጺብካዮ ድጉል ኣጀንዳኻ ፍልስፍናኻ ቆሊኻ ብልዓዮ፣ ሎኽመኛ ሙሁር ኣማኒኤል ሳህለ ጉያ ካብ ሽወደን ንዓድዋ ንመቀለ እዚ ጽልኢ ካብምንታይ ከ ነቐለ፣ ውሕ ውሕ ከም ተናኻሲ ከልቢ ኣብ ምንታይ...
Load more...