JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

እዚ ሰሙን ቅንያት፡ መበል 35 ዓመት ጽንብል ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል እዩ። እዚ እዋን ከኣ እቲ ንሓርነት ሰምሃርን ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕን ዝተኸፍለ ከቢድ ዋጋን ኣብቲ ዓውደ ውግእ ዝተራእየ 'ቈራጽነትን ጀግንነትን ኤርትራውያን ተቓለስቲ'፡ ብደርፍን ሙዚቃን ድራማን ትልሂትን ክግለጽ ቀንዩ'ሎ። ኣብ ተሌቪዥን ኤርትራ ይ...
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዘለዉ ኣዘርባዣናውያን ባሕረኛታት ክፍትሑ ቤተሰቦም ጸዊዖም። መንግስታዊ ትካል ፕረስ ኣዘርባዣን ከምዝበሎ፡ ስድራቤት ናይቶም ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ትሕቲ ኤርትራ ከምዘለዉ ዝንገረሎም ባሕረኛታት ብዛዕባ ኩነታቶም ርጡብ ሓበሬታ ክወሃቦም ንምጥላብ'ዮም ኣብ ርእሰከተማ ባኩ ተቓውሞኦም ኣስሚዖም። ኣብ...
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከካይድ ዝቐነየ ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደቱ ወዲኡ ከም ዝተመልሰ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ናብ ኣስመራ ዝኣተወ ኣምባሳደር ሲልቨይን ኣስቴር ምስ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብምርኻብ ተዘራሪቡ ነይሩ።ምብጻሕ ናይቲ ላዕለዋይ...
Load more...