JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዝርከቡ ሓይልታት ፖሊስ ነቲ ሎሚ ዓርቢ ንዝኽበር መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ድሉዋት ኰይኖም ቀንዮም ኣለዉ።
እታ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ንናጽነት፡ ልኡላወነታ ካብ ትእውጅ ሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ዘሕለፈት ሃገረ ኤርትራ፡ ሓደ ካብቲ ዓመታት ዝጸንሐ ምኽንያት ከቢድ ወቐሳ፡ ብኩራት ቅዋምን፡ ብሰንኩ ቅዋማውነትን ቅዋማዊ ስርዓትን ብዘይምትካሉ ዝሰዓበ ድዅም ትካላትን ግዝኣተን ሕጊ፡ ዝፍጸም ሰፊሕ ግህሰት መሰረታዊ ሰብኣዊ መ...
ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ 3 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንሰለስቲኦም ማእከላይ ጉድኣት ከምዝወረዶም እስራኤል ታይምስ ገሊጻ።
ቅድሚ ሒደት መዓልታት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘይተፈልጠ ዕጡቓት ተጨውዩ ድሕሪ ምቕታሉ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣዘራራቢ ኰይኑ ጸኒሑ እዩ።
Load more...