JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

እቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደገኛ ኵነታት ዝጸንሑ ቈልዑን ደቀንስትዮን ዝርከብዎም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ትረድኦም መርከብ ረኺቦም። እዞም ካብ ሊብያ ክሰግሩ ሓደጋ ምግልባጥ ጃልባ ዘጋጠሞም 32 ውጻእ-መዓት ዝዀኑ ስደተኛታት፡ ኣብቲ ኣብ ማእከል ባሕሪ ዝርከብ መደበር ጋዝ ተዓቚቦም ህጹጽ ረዲኤት...
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ዝርከቡ ቆልዑን ደቂኣንስትዮን ዝርከብዎም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ህጹጽ ረዲኤት ሓቲቶም። እቶም ካብ ሊቢያ ክሰግሩ ሓደጋ ምግልባጥ ጃልባ ዘጋጠሞም 32 ውጻእ-መዓት ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ኣብቲ ኣብ ማእከል ባሕሪ ዝርከብ መደበር ጋዝ'ዮም ተዓቚቦም ዘለዉ። "ኣብ መላ...
ኣብ ካልጋሪ - ካናዳ - ኣብ ባእሲ ንዝነበሩ ሰባት ክዓርቕ ዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣዶናይ ተኽለ፡ ትማሊ ቀዳም ሓመድ-ኣዳም ኣብ ዝለበሰሉ፡ ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ካልጋሪ ብኸቢድ ሓዘን ከም ዘፋነውዎ ሲቲቪ ገሊጻ። ወዲ 24 መንእሰይ ኣዶናይ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ 17 ለካቲት ኣብ ባእሲ ንዝነበሩ ካብ ክልተ ንላዕሊ ሰባት ከ...
ቅድሚ ኣርብዓ ዓመት እዩ ነይሩ። ኣብቲ እዋን ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ንወኪል ስለያ እታ ሃገር ሞሳድ ሓደ ሓሳብ የቕርብ። እዚ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነበሩ ኣይሁድ [ቤተ-እስራኤላውያን] ብሕቡእ ኣውጺእኻ ናብታ ሃገር ንምውሳድ ዝግበር ምስጢራዊ ተልእኾ እዩ ነይሩ። በቲ ስርሒት ድማ ኣስታት ሸሞንተ ሽሕ ቤተ-እስራኤላ...
Load more...