Latest releases
- Details
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ሃንደበታዊ ክብሃል ዝክኣል ቃለመሕትት ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኣካይዱ ነይሩ። ዋላ'ኳ ኣብቶም ቀዳምነታት ህዝቢ ዘይኮኑ ዓበይቲ ጉዳያት ወጻኢ ብምትኳር ሰፊሕ ሓተታታት ብምሃብ ዝፍለጥ እንተኾነ፡ ኣብዛ ቀንዲ ትካላት መንግስቲን ደሞክራስን ዝፈረሱላ ሃገር ቃላት ናይ...
- Details
ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ ደረጃ ክፉትነት ቪዛ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ በኒን፣ ጋምብያ፣ ሩዋንዳን ሲሸልስን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ተሰሪዐን ኣለዋ። እዚ ማለት ኣፍሪቃውያን ናብዘን ሃገራት ንምእታው ቪዛ ኣየድልዮምን ማለት እዩ። ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ሱዳን ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ተሰሪዓላ፡ ሊብያ፣ ኢኳቶርያል ጊኒን፤ ንዐአን ስዒባ...
- Details
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ እናገፈፈ ቀይድዎም ዝጸንሐ ኣማኢት ኤርትራያን፣ ካብቲ ትማሊ 03 ታሕሳስ ኣትሒዙ፣ ብመንገዲ ዓሰብ – ቡሬ ናብ ኤርትራ ይሰጎም ከምዘሎ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ዛጊት ኣብ ሽዱሽተ ኣውቶቡሳት ዝተጻዕኑ ኣስታት 300 ኤርትራውያን፣ ኣብዘን ክልተ መዓልታት፣ ናብ ኤርትራ ተሰጕጎም ኣ...
- Details
ጓል 20 ዓመት ኣመሪካዊት መንእሰይ ነበሪት ጀርመን፣ ከተማ ካይዘርስላውተርን፣ ኣብ መዓርፎ ባቡር፣ መቐመጫይ ተንኪፉኒ ብዝብል ክሲ፣ ንወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ ብካራ ብምቕታላ፣ ኣብ ፍርዲ ከምዝቐረበት ጋዜጣ ቢልድ፣ ኣብ ናይ 03 ታሕሳስ ሕታማ ኣስፊራ። እታ መንእሰይ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ 2024 ፣ ነቶም...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
Load more...
All items
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.