JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

እዛ ኣብ ኤርትራ ቅድሚ ገለ ዓመታት ተሰሪሓ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ብመገዲ ቻነል ዩቱብ፡ ‘ኤሪ-ኦኣሲስ ኢንተርተይመንት’ ዝተዘርግሐት ፊልም ‘ቬርሶ’፡ ብፍላይ ኣብ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ዓሚቝ ክትዕ ፈጢራ ቀንያ ኣላ። እዛ ብመገዲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ሰፊሕ ኵነኔ ዝወረዳ ፊልም፡ እቲ ኵነታት ማእሰርቲ ኵሎም እቶም...
ኣብ ኬንያ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም፣ ግና ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት፣ ፓስፖርቶም ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ከረክቡ፣ ኮሚሽን ስደተኛታት እት ሃገር ጸዊዑ።
(ግርም እባ ናብ ስልጣን ቅድድም፣ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብኢስ ኣየስረረንን)ኣብ ስደት ናይ ኤርትራ ፕረስደንት መሳጋገሪ ግዝያዊ መንግስቲ፣ኣይበዝሔን ዶ ሐሸውየ እንዳደጋገምካ ትምክሕቲ። ክሳብ ማዓስ መስሐቕ ጎዶቦ፣ጀጋኑና ተወዲኦም ዶ ዓደቦ፣ንደመኛ ህዝብና ካብ ዓንተቦ-ሸሎው ከይነብሎ ዘይነብሎ ካብቲ ጎቦ፣ኩሉ ናይ መልሐስ...
ኣብ ኤርትራ፡ ነቲ ኣመና ተዳኺሙ ዝጸንሐ ቀረብ ጸዓት ንምምሕያሽ ብመንግስቲ ኣብ 2021 ዝተጀመረ ምዃኑ ዝተገልጸ ፕሮጀክት፡ ቀዳማይ ገጹ ከምዝተዛዘመን ስራሕ ከም ዝጀመረን፡ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ኣቃሊሑ'ሎ።
Load more...