JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፡ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ግዝኣታት ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ከውጽእ ማሕበረሰብ ዓለም ጸቕጢ ክገብር ብምባል ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሆርን ሪቪው ድሕሪ ምጽሓፉ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣበይ ከምዘሎ ብዝምልከት ቢቢሲ ሕቶታት ኣቕሪቡሉ። ንሱ ነዚ እንክምልስ፡ "ንሳቶም ዝሓዝዎ ግዝኣት ባዕልቶም ይፈልጡ እዮም" ኢሉ። እ...
ዶናልድ ትራምፕ ንሓደጋታት ሃገራዊ ድሕነት ብምጥቃስ፡ ካብ 12 ሃገራት ናብ ኣመሪካ ንዝገሹ እገዳ ከም ዘንበረ ዋይት ሃውስ ሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት፡ ሓቀኛ ምምሕያሻት እንተ ተራእዩ፣ ከምኡ'ውን ኣብዚ ኣብ መላእ ዓለም ሓደስቲ ጸገማት ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን፡ ተወሰኽቲ ሃገራት ክውሰኻን እቲ ዝርዝር ክኽለስን ከም ዝኽእል...
ተጋዳላይ ስሌማን ኣደም ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት፡ ብ30 ግንቦት 2025 ኣብ ከተማ ሮትሊንገን፡ ሃገር ጀርመን ብምዕራፉ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ተጋዳላይ ስሌማን ኣብ ከባቢ እቲ ሰውራ ዝጀመረሉ ቦታታት ኤርትራ ኣብ ከተማ ሃይኮታ ተወሊዱ፡ ምስ ዜና ሰውራ ኤርትራን፡ ቃልስታቱን ዝዓበየ መንእሰይ እዩ። ዕድመኡ...
መራሒ ሓይልታት ዳዕመ ሰሪዕ ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ሕሜቲ፡ ሰራዊቱ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮርዶፋን ዝተወሰነ ከባቢታት ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ብ2 ሰነ ብመገዲ ተሌግራም ሓፈሻዊ መግለጺ ሂቡ።ንሱ ኣብቲ ኣብ ህሉው ኵነታት ኲናት ሱዳን ማእከል ገይሩ ሓያለ ኣርእስታት ዝተናኸፈ መግለጺኡ ኤርትራን መራሒኣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ...
Load more...