JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ኣብ ክፍሊ ኢምግረይሽን ዝተኣታተወ ሓድሽ መምርሒታት መገሻ፡ 'ጸቕጥን መሰናኽልን ፈጢሩልና' ዝበሉ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብሩ ሰባት ንቢቢሲ ሓቢሮም። ምስ ወለዳ ኣብ ጐረባብቲ ሃገራት ንኽትራኸብ ልዑል ትጽቢት ዝነበራ ሓንቲ ኣብ ኤውሮጳ እትነብር ኤርትራዊት መንእሰይ፡ መንግስቲ ትሕቲ 70 ዓመት...
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ዘካየደ ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን ኤርትራ ንዝሃበቶ ደገፍ ኣመስጊኑ። ሎሚ ናብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝኣተወ ጀነራል ኣል-ቡርሃን ብዛዕባ ምዕባለታት ግጭት ሱዳን ንፕረደዚንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ መብርሂ ከምዝበ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሓቢሩ። "መንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ንህ...
ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ከተካይዶ ዝጸንሐት ጻዕርታት ከተሐይሎ ምዃና ኣፍሊጣ። ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ'ዩ ነቲ መግለጺ ኣውጺኡ ዘሎ። እቲ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነትን ዝርከብዎ ቤት ምኽሪ ንውሽጣዊን ግዳማውን ጸጥታ ዝ...
ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናይ ርድኡና ኣውያት ከስምዑ ጸኒሖም ኣለዉ። እዞም ስደተኛታት ብፖሊስ ሊብያ ይግፈፉን ይግፉዑን ከም ዘለዉ፡ ኢሰብኣዊ ብዝዀነ ኣተሓሕዛ ተዳጊኖም፡ ዘይተኣደነ ገንዘብ ክኸፍሉ ይቕሰቡ ምህላዎም ንቢቢሲ ሓቢሮም። ኣብ ሊብያ ጸለምቲ ስደተኛታት ክሰራጠዩ...
Load more...