JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

በሃር ስነ ጥበባዊ ነጋሽ ብሰላም ዕረፍ ምስ ብጾቱ ኣብ ቅድሚት ዝስለፍ ታሪኽ ኣለካ ብሸለልታ ዘይሕለፍ፣ ዓሪፍካ ዶ ወደቦይ ተኪኤ ደኺመ ከይበልካ ጸሚኤ ታሪኽ ኣለካ ኣብ ተሐኤ፣ ህቡብ ኤርትርዊ በዓል ሐቦ ዜማታትካ ሰሚዕካ ዘይትጸግቦ ጸረ መግዛእቲ ዝመከትካ ብዓንቶቦ ዜማኻ ንመንእሰይ ኤርትራ ዝስለቦ፣ ብበሃር ነጋሽ ወ...
ኣዘርባዥያን፣ ኣብ ኤርትራ ምስ 18 ሰራሕተኛታታተን ተታሒዘን ዘለዋ ሰለስተ መራኽባ ንምልቃቕ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ሎሚ 08 ጥሪ፣ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እተን ናይ ንግዲ ምዃነን ዝተሓበራ መራኽብ ኣዘርባዥያን፣ ናብ ኣቡዳቢ እናምርሓ እንከለዋ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዘጋጠመ...
ኤርትራ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ንዓመተ 2025 ተቐቢላ። እዚ ጽምብል ኣብ ሻብዓይ ወርሒ ልደታ፡ ኣብ ጥሪ 1992 እያ ኣሃዱ ኢላ ፈሊማቶ። ሽዑ ጐደናታት ኣስመራ፡ ብስልማት ሓዲስ ዓመትን ልደትን ደሚቝ፡ ካብ በረኻን ስደትን ብዝተመልሱ ዜጋታት ኣዕለቕሊቑ፡ ብመዛሙር ተስፋን ዓወትን ማሚቝ ነይሩ። እቲ ህዝቢ፡ ዘይጽወር ጸይሩ፡...
ምከና ዛንታ 1945 ኣብ እዋን ካልኣይ ኲናት ዓለም እዩ። ጸለምቲ ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝነበራኣ በጦሎኒ 6888 [ሲክስ ትሪፕል ኤይት] ተባሂላ እትጽዋዕ ኣሃዱ ድማ ናብቲ ግንባር ተላኢኻ፤ ካብ ትጽቢት ጸዓዱ ሰበስልጣን ኣመሪካ ወጻኢ ዓቢይ ታሪኽ ሰሪሓ። እዛ ኣሃዱ፡ ሞራል እቶም ኣብ ውግእ ተዳኺሞምን ደሃይ ስድራቤቶም...
Load more...