JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ቤት-ፍርዲ ዓባይ ብሪጣንያ ነቲ ኣብ 2021 ኣብ ትካል ጥዕና ኣእምሮ ኮቨንትሪ ህይወቱ ከም ዘጥፍአ ዝተገልጸ ኤርትራዊ ሄኖክ ዛይድ ንኣማውታኡ ዝምልከት መርትዖታት ከም ዝሰምዐ ይዝከር። ኣብዚ ሓድሽ ዝወጽአ ሓበሬታ ድማ ቅድሚ ሞቱ ንሰለስተ ሰዓታት ምክትታል ከይተገብረሉ ከም ዝጸንሐ ሓበሬታ ረኺቡ።...
ትማሊ ብፕሮሎግ ዝጀመረ ዙር ርዋንዳ 2025፡ ሎሚ ቀዳማይ መድረኽ ኣብ ዘካየደሉ: ሄኖክ ምሉእብርሃን ብቅጽበታዊ ውድድር ተዓዋቲ ቀዳማይ መድረኽ ኮይኑ። እዛ መድረኽ ካብ ከተማ ሩኮሞ ናብ ካዮንዛ 157.8 ኪሎ ሜተር ትዝርጋሕ ኮይና፡ ካብዘን ሎሚ ዓመት ዝተሰርዓ እታ ዝነውሐት'ያ። ኣብቲ ናይ ሎሚ ውድድር ተቐዳደምቲ 2...
ትማሊ ሰንበት ኒውካስል ኣንጻር ኖቲንግሃም ፎረስት 4 ብ 3 ዘመዝገበቶ ዓወት፡ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ኣገዳስነት ዘለዎ ኰይኑ፡ ንኣሌክሳንደር ኢሳቕ ድማ ናብ ደረጃ ዓበይቲ ተጻወትቲ ዓለምና ዘሕኵሮ ህሞት ነይሩ። ኣሌክሳንደር በተን ትማሊ ዘመዝገበን ክልተ ሸቶታት ተሓጊዙ፡ ኣብዚ ዓመተ ስፖርት'ዚ ኣብ ፕረምየር ሊግ ዘ...
ኣብ ኤርትራ ንደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ካብ ሃገር ከይወጽኡ ዝድርት "ተወሳኺ መምርሒታት" ብምውጽኡ፡ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ከም ዝፈጠረ ዝተፈላለዩ ምንጪታት ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም። ብዘይካ'ዚ፡ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝተባህለ ትካል ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፡ መንግስቲ ኤርትራ ንዅለን ምምሕዳራት ዞባ፡ ትሕቲ 60...
Load more...