Latest releases
- Details
ኣቡነ ባስልዮስ መበል 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብምዃን ተመሪጾም። ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ባስልዮስ ሎሚ ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ምርጫ ሲኖዶስ'ዮም ዝለዓለ ድምጺ ብምርካብ ነቲ ጥርሑ ዝጸንሐ መንበረ ፓትሪያርክ ክርከቡ ተሓርዮም ዘለዉ። ኣብቲ ምርጫ 85 ኣባላት ሲኖ...
- Details
ሻዱሻይ ፓትርያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ሎሚ ከምዝምረጹ ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ ኦርተሮዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክረስትያን ኤርትራ ሓቢራ።ነዚ መስርሕ ምርጫ ንምዕዛብ ብጳጳስ ኤለክሳንድርያ ፓትሪያሪክ መንበረ ማርቆስ ጳጳስ ቴዎድሮስ ካልኣይ ዝተወከሉ ልኡኻን ቅዱስ ሲነዶስ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ግብጺ'ው...
- Details
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ሃንደበታዊ ክብሃል ዝክኣል ቃለመሕትት ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኣካይዱ ነይሩ። ዋላ'ኳ ኣብቶም ቀዳምነታት ህዝቢ ዘይኮኑ ዓበይቲ ጉዳያት ወጻኢ ብምትኳር ሰፊሕ ሓተታታት ብምሃብ ዝፍለጥ እንተኾነ፡ ኣብዛ ቀንዲ ትካላት መንግስቲን ደሞክራስን ዝፈረሱላ ሃገር ቃላት ናይ...
- Details
ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ ደረጃ ክፉትነት ቪዛ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ በኒን፣ ጋምብያ፣ ሩዋንዳን ሲሸልስን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ተሰሪዐን ኣለዋ። እዚ ማለት ኣፍሪቃውያን ናብዘን ሃገራት ንምእታው ቪዛ ኣየድልዮምን ማለት እዩ። ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ሱዳን ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ተሰሪዓላ፡ ሊብያ፣ ኢኳቶርያል ጊኒን፤ ንዐአን ስዒባ...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
Load more...
All items
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.