JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ብደላሎን ኣሰጋገቲ ደቂሰብን ተታሒዞም ዝጸንሑ፣ ብዙሓት ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 263 ስደተኛታት ሓራ ከምዘውጽኡ ኣፍሊጦም። እቶም ኣል ዋሓት ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ቁሸት ኣጅኻራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ ብዘካየድዎ ስርሒት፣ ብረቡዕ 29...
ጋሉፕ ዎርልድ ፖል፡ ዓመታዊ ብመሰረት ኣብ ዝተፈላለዩ መዳያት ዝእክቦም መረዳእታታት፡ ኣብ ዓለምና እተን ሕጕሳት ነበርቲ ዘለወን ሃገራት ብዓል መን ከም ዝዀና ይግምግም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ታሕሳስ'ውን ናይ 2024 ጸብጻብ ሓጐስ ዓለም (World Happiness Report) ወጺኡ ነይሩ። ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓ...
ኣብ ኤርትራ: ካብቲ "መንግስታዊ መስመር" ዝተፈለየ ሓሳብ ምስማዕ ወይ ተቓውሞ ምግላጽ ክልኩል እዩ። ይዅን እምበር ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ብርክት ዝበሉ ተቓውሞታት ተኻይዶም'ዮም። ገለ ካብኡ ብኣድማ ተጋደልቲ ዝፍለጥ፡ ተቓውሞ 20 ግንቦት 1993፣ ተቓውሞ ስንኩላን ኲናት - ሓምለ 1994፡ ሕቶ ለውጢ ጕጅለ 15...
ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምብራቕ ኣፍሪቃን ዝርከቡ መንግስታት፡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቶም ሰብአዊ ግህሰት ከም ዝፍጽሙ፡ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን ራይትስዎች ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ልሳን ነቐፍቶም ንምዕባስ ከም ኣጽዋር መጥቃዕቲ ይጥቀሙ ከም ዘለዉ ሓቢሩ። ሂዩማን ራይትስዎች፡...
Load more...