JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ቤት-ፍርዲ ዓባይ ብሪጣንያ ነቲ ብ12 ነሓሰ 2021 ኣብ ከተማ ኮቨንትሪ ኣብ ዝርከብ ትካል ጥዕና ኣእምሮ፡ ባዕሉ ህይወቱ ከም ዘጥፍአ ዝተገልጸ ሄኖክ ዛይድ ገብረስላሴ ንኣማውታኡ ዝምልከት መርትዖታት ሰሚዑ። ቅድሚ ሞቱ - ቅድሚ ሓያሎ መዓልታት - ካብቲ ማእከል ጥዕና ኣብ ዝሃደመሉ እዋን ካራ ሒዙ ከም ዝተረኽበ'ውን...
ዋሽንግተን — ካብ 2013 ክሳብ 2018 ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኰይኑ ዘገልገለ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፡ ብ17 ለካቲት ኣብ ናይ እንግሊዘኛ መርበብ ሓበሬታ ኣልጃዚራ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመጽእ ግጭት ምውጋድ፡ ውሳነ ዝውሰደሉ ግዜ’ዩ፡” ክብል ጽሒፉ። ጽሑፍ ዶክተር ሙላቱ፡ “ጎረቤት ሃገር ኤርትራ ምስ...
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሃቦ መጠንቀቕታ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኤርትራ ገሊጻ። ኤርትራ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ንምውላዕ ትዳሎ ከም ዘላን ክትግታእ ከምዝግባኣን'ዩ እቲ ኢትዮጵያዊ ብዓል ስልጣን ብሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ ዝኸስስ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዝሃቦ ግብረ...
ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ንምውላዕ ትዳሎ ከምዘላ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ ከሲሱ። "ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካልእ ግጭት ንምውጋድ ስጕምቲ ምውሳድ ግዚኡ ሕጂ'ዩ" ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ብስሙ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ ኣስመራ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ሃገሩ ኢዳ ተእቱ ከ...
Load more...