JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብቲ ሎሚ ዓመት ንመበል 111 ግዜ ዝተኻየደ 21 መድረኻት ዝነበሮ ቱር ዲ ፍራንስ ኣብታ ንተቐዳደምቲ ቅጽበታዊ ውድድር ትውሃብ ቀጠልያ ማልያ 387 ነጥቢ ብምውህላል ቀዳማይ ኰይኑ ውድድሩ ዛዚሙ’ሎ።
ተመራመርቲ መድሃኒት ሕማመ ዓሶ ምጽዋር ዓቕሚ ዘለዎም ጽግዕተኛ ሕማም ዓሶ ኣብ ኣፍሪቃ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ብህጹጽ ስጕምቲ እንተዘይተወሲዱ ህይወት ሚልዮናት ንሓደጋ ተቓሊዑ ከምዘሎ ኣጠንቂቘም። እዚ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ብብዝሒ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ሕማም፡ በቲ ኣርተሚሲኒን ዝበሃል መድሃኒት ዓሶ ናይ ምክልኻል ባህ...
ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ 18,638 ተማሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ፣ እቶም ኣስታት 75% ከምዝተረፉ ተሓቢሩ።
መበል 16 መድረኽ ቱር ዲ ፍራንስ እታ ናይ መወዳእታ ጐልጐል ዝዓብለላ መድረኽ ኰይና ካብ ጉሩሳን ናብ ኒመስ ዝዝርጋሕ 188.6 ኪሎሜተር ትዝርሕ’ያ ነይራ።
Load more...