JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ቢንያም ግርማይ ኣብ ዓመተ 2024 ዘመዝገቦ ሓደሽቲ ክብረ ወሰናት ምጽብጻብ ንባዕሉ ሓደ ነብሱ ዝኸኣለ ስራሕ'ዩ። ቢንያም፡ ነዚ ሓደሽቲ ክብረወሰናት ንምምዝጋብ፡ እቲ ንልምምድ ዝዘወሮ ከይጸብጻብካ፡ ኣብ ውድድር ጥራይ 11 ሽሕን 773 ኪሎሜተር'ዩ ዘዊሩ። ነዚ ራሕቂ ንምርድኡ ምእንቲ ክቐልል: ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ...
ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ቅንያት ልደት፡ እቲ ስነጽሑፍ ኤርትራ ንቕድሚት ኣብ ምውንጫፍ ዓቢ ጽልዋ ክገብር ተስፋ ዝተነብረሉ ስሙይ ደራሲ ተስፋየ ገብረኣብ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ኣጋካሃን ናይሮቢ ከምዝዓረፈ ምስተነግረ ብዙሕ ፈታዊኡ ሰንቢዱ።እዚ ካብ ኤርትራውያን ስድራ ቤት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊዱ ዝዓበየ ደራሲ - ኣ...
ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ መሓመድ ወግዓዊ ዑደት ንምክያድ፡ ብቕድሚ ትማሊ ናብ ኣስመራ ድሕሪ ምእታዉ፡ ምኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ መራሕቲ ናይ ክልተአን ሃገራት ኣብ ዘቤታውን ዞባውን ጉዳያት፡ "ዓሚቕ ዘተ" ከም ዘካየዱ፡ ኣብ ማሕበራዊ ገጽ `x` ገሊጹ። እዚ ፕረዚደንት ሶማልያ ናብ ኣስመራ ዘቕ...
ኣብዚ ቐረባ እዋን ብዛዕባ ዛንታ ዓወትን ኣብነታዊ ስራሕን ታሪኽ ህይወት ኣባል ባይቶ ሽወደን ነበርን ኣቦ ስድራን ከምኡ'ውን ተጋዳላይ ተሓኤ ነበር ኣርሀ ሓመድናካ እተዘንቱ መጽሓፍ ብቛንቋ ዓረብ ብዶ/ር ዑመር ዘርኣይ ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ቀሪባ ከምዘላ ይፍለጥ። እታ ታሪኽ ዓወት ካብ ሰውራ ኣፍሪቃ ናብ ባይቶ ሽወደን እ...
Load more...