JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ናይ ቅድም ትዊተር ናይ ሕጂ ኤክስ(X) ጉዳይ ኤርትራ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ ብምህላዉ ካብ ብዙሕ ሰብ ዝርእዮ (trending) ኮይኑ ቀንዩ::
መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ብዛዕባ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጸጥታዊ ምትሕግጋዝ ተዘራሪቦም።
ፖሊስ ዓዲ-እንግሊዝ ምስ ሞት ኤርትራዊ መንእሰይ ሓታቲ ዑቕባ ብዝተሓሓዝ ዝኸሶ ሰብ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። ሄኖክ ዛይድ ገብረስላሰ፡ ኣብ 2021 ኣብቲ ተዓቚብሉ ዝነበረ ኣብ ከተማ ኮቨንትሪ ዝርከብ 'ካሉዶን ማእከል'ዩ ሞይቱ ተረኺቡ። ዳዕሮ ዝተባህለ ንመንእሰያት ስደተኛታት ዝሕግዝ ማሕበር ከምዝበሎ፡ ሞት ናይቲ መንእሰይ...
ቀዳም 16 መጋቢት ምሸት፡ ካብ ኬንያ ናብ ዩጋንዳ ኣብ ዝወስድ መስመር ብዘጋጠመ ሓደጋ ክልተ ኤርትራውያን ክሞቱ እንከለዉ፡ ሓያሎ ካልኦት ድማ ኣብ ሆስፒታል ከተማ ናኩሩ ተዓቚቦም ከምዘለዉ ቢቢሲ ኣረጋጊጹ።
Load more...