JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፖሊስ ብሪጣንያ፡ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ኣብ ዝተኻየደ ሰፊሕ ባእሲ ተሳቲፎም ንዝበሉዎም ናይ 22 ኤርትራውያን ኣሳእል ዘርጊሑ። እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዘጋጠመ ግጭት ብ25 ግንቦት 2024 ኣብ መንገዲ ዉድቦርን ከም ዘጋጠመ ፖሊስ ሳውዝ ዮርክሻየር ሓቢሩ። ወሃቢ ቃል ፖሊስ ከም ዝሓበሮ፡ እቲ ዕግርግር ኣብ መንጎ ክልተ...
ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ክትከፍት'ያ ዝብል ክሲ "ፍጹም ከምእትነጽጎ" ኣስመራ ገሊጻ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ትማሊ ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ቀወምቲ ኣምባሳደራትን ንዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃቦ ዘይልሙድ መብርሂ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢዶም ከምዘየእተዉ ተዛሪቡ። "መንግስቲ ኤር...

እድሪስ ዑስማን ዑመር እዩ ዝበሃል፣ ኵሉ ሰብ ግና በታ "ብሬራይ" እትብል መጸውዒቱ እዩ ዝፈልጦ። ኣቦኡን ኣደኡን ካብ ምጽዋዕ 30 ኪሎሜተር ርሒቓ ኣብ እትርከብ ሩብሩብያ ኣብ እትበሃል ዓዶም ኰይኖም ህይወቶም ኣብ ዝመርሕሉ ዝነበሩ፡ ብ20 ሰነ 1953 እዩ ተወሊዱ። ኣቦኡ ዑስማን ዑመርን ኣደኡ ፋጥና ሓጅ ስዒድን ኣብ...
Load more...