JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

መንግስቲ ኤርትራ፡ መራሕትን ኣመንትን ዝተፈላለያ ሃይማኖታት በብእዋኑ ክጨዊ፡ ክኣስር፡ ናብ ፍርዲ ዘይምቕራብን ንዅነታቶም ዝገልጽ ሓበሬታ ብዘይምሃብን ክኽሰስ ጸኒሑ እዩ። ቅድሚ 21 ዓመት ኣቢሉ፡ ሓያለ መራሕቲ ገለ ማሕበራትን ኣብያተ እምነታት ካብ ሓዳሮምን ደቆም ተጨውዮም ድሕሪ ምእሳሮም ክሳዕ ሎሚ ደሃዮም የሎን።...
ንናይ ሓሙሽተ መዓልታ ዑደት ንግብጺ ዝገሸ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ምስ ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣ'ሲሲ ተራኺቦም ተዛትዮም። ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ብፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣ'ሲሲ ኣቀባብላ ተገይርሉ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ስደትን ኣብ ወጻኢ ዝሰርሑ ግብጻውያንን ዶክተር በድር ዓብደ...
ምኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ 'ዕዋጀ ሕማም ምስፍሕፋሕ ንዓሰብ ቀይሕ ባሕሪ' ብምባል ነቲ ሰሉስ 28 ጥቅምቲ ብቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተዋህበ መግለጺ ብትሪ ነቒፉ።ኣቶ የማነ፡ እቲ ኣብ ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ዝተጸፍየ "ሕማም ዕዋጀ ዓሰብ" ኣብ ግዜ እናተጋህደ ሓደገኛ እናዀነ ይመጽ...
ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፡ ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ብዙሓት ሕቶታት ዝተልዓለሉ፡ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ፡ ንሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ'ውን ደጊሙ ኣልዒሉ። "ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ ሕጋዊ፡ ታሪኻዊ፡ መልክዓ ምድራዊን ቍጠባውን ሕቶ እዩ ኢልና ኢና ንኣምን" ዝበለ እቲ ቀዳማይ ምኒስተር፡ ኢትዮጵያ ቀይሕ ባሕሪ ንኽት...
Load more...