JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ውድብ ጥዕና ዓለም፡ መብጣሕቲ ሕርሲ ወይ ሲዛርያን ሰክሽን (CS) ኣድላዪ ኣብ ዝዀነሉ እዋን ጥራይ ክግበር ይምዕድ። መብጣሕቲ ሕርሲ፡ ህይወት ኣደታትን ዕሸላትን ንምውሓስ ኣገዳሲ ኣብ ዝዀነሉ እዋን ጥራይ ክግበር ዝላበው ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ብደረጃ ዓለም ካብ ዝውለዱ ህጻናት ካብ 10–15 ሚእታዊት ጥራይ እንተዀነ ይ...
22 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ግሪኽ ንሽዱሽተ መዓልታት ኣብታ ናብ ኣውሮጳ ንምእታው ትኸይድ ዝነበረት ጃልባ ንሽዱሽተ መዓልታት ድሕሪ ምጽናሕ ከምዝሞቱ ሓለዋ ባሕሪ ግሪኽ ኣፍሊጡ። ሓንቲ ጓል ኣንስተይትን ሓደ ህጻንን ዝርከብዎም 26 ሰባት ካብቲ ሓደጋ ብዓርቢ ብሓለዋ ዶብ ኤውሮጳ ድሒኖም። ክልተ ካብኣቶም ኣብ ደሴ...
ሓባራዊ መጥቃዕቲ ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን ስዒቡ፡ ኢራን ዝወሰደቶ ብግዜን ቦታን ሰፊሕ ግብረመልሲ ዓለማዊ ቍጠባዊ ቅልውላው ኣስዒቡ'ሎ። ብፍላይ እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ ኣገደስቲ መስመራት ነዳዲን ጋዝን ዓለም ዝዀነ መጻብቦ ሆርሙዝ ድሕሪ ምዕጻዋ ቀረብ ጸዓት ብደረጃ ዓለም ኣብ ሓደጋ ወዲቝ ይርከብ። ቀጥታዊ...
እታ 'ኣግማል ቀይሕባሕሪ' ተባሂላ እትጽዋዕ፡ ድሕሪ ናይ ዓመታት ብኵራት ናብ ጸወታ ዝተመለሰት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ትማሊ ምስ ኢስዋቲኒ ኣብ ዘካየደቶ ቀዳማይ እግሪ ግጥም ቅድመ መጻረዩ፡ ክልተ ብ ዜሮ ተዓዊታ።,ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ዓብለሎም ተኽለዝጊ (ኣምበስ) ኣብ መበል 81 ደቂቕ፡ እቲ ኣቐዲሙ ፍጹም ቅላ...
Load more...