JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ምክትል ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ወሊድ ዓብደልከሪም ኣልኸሪጂ ብሓሙስ 12 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ናብ ኣስመራ ብምእታው ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተራኺቡ ከም ዝተዘራረበ መንግስታውያን ማዕከናት ዜና ኤርትራ ገሊጸን። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ዑደት ናይቲ ብምክትል ምኒስተር፡ ኣብ መ...
ኣብ 2018፡ ብፍቕራዊ ቃላት ዝተወዳደሱ፡ ብህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሕብረተሰብ ዓለምን ዝተሞጎሱ፡ 'ቤተይ ብዘይካኻ፡ ዳሰይ ብዘይብኣኻ እትን ኣይደምቕ እትን ኣይመውቕ' ብዝዓይነቱ፡'ኣብ ጸበባ ቅድመኻ ኣብ ድማዕ ምሳኻ' ተበሃሂሎም ቀለበት ኪዳን ዝኣሰሩ፡ መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብቓላት ካብ ዝተራኽሑን ሓድሕ...
ኣብ መላእ ዓለም፡ ኣብ መንግስታዊ ኣገልግሎታት ዝፍጸም ብልሽውና ዓመታዊ ዝከታተል ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል፡ ናይ 2025 ደረጃ ብልሽውና ዕላዊ ገይሩ ኣሎ። እቲ ጸብጻብ 182 ሃገራት ዝሰርዐ ክኸውን ከሎ፡ ንኤርትራ ካብተን ኣዝየን ብብልሽውና ዝተጠቕዓ ቀዳሞት ሃገራት ሰሪዑዋ። ኢትዮጵያ ምስ ጐረባብታ ሃገራት ብምን...
ኤርትራ፡ ነቲ ብምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ሰራዊታ ካብ መሬት ኢትዮጵያ ክትስሕብን ንልዝብ ድልውቲ ክትከውንን ዘቐረበ ጻውዒት፡ "ብቃናኡን ትሕዝቶኡን ዘስደምም" ምዃኑ ብምግላጽ፡ ሕጂ'ውን ኣብቲ መኣዲ ከምዘይትዕደም ገሊጻ። እቲ ሰኑይ 9 ለካቲት ብመንገዲ ምኒስትሪ ዜና ዝወጸ ምላሽ፡ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ ጥሕ...
Load more...