JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

መቕድም ንሕና ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ምስ-ካብ ነፍሲ ወከፍ ዞባን፡ ሕብረተሰብን፡ ፖለቲካዊ ድሕረ ባይታን ዝመጻና፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ዲያስፖራ እንነብር ህዝቢ ኩልና- ኣብ ምክልኻል ናጽነት ሃገርናን፡ ግዝኣታዊ ሓድነትን፡ ልኡላዊ መሰላትን ብሓደ ደው ኢልና ኣለና። እዚ መግለጺ‘ዚ ኣህጉራዊ ሕጊ ንምርግጋጽ...
ኣፍሪቃውያን ኣብ ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ካብ ቅድሚ ዓሰርተታት ዓመታት ኣትሒዞም ስሞም ከጸውዑ ጸኒሖም'ዮም፤ ብፍላይ ከኣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ። ሕጂ ከኣ ነቲ ኣብ ዓለም ዝዓበየ ናይ ሃገራት ውድድር ዝዀነ ሻምፕዮና ቅድድም ብሽክለታ 2025 ኣብ ኣፍሪቃ ሃገረ ርዋንዳ ካብ ሰንበት ጀሚሩ ስለዝእንገድ ተወሳኺ ድ...
መስራትን ዳይሬክተርን ራድዮ ኤረና ብንያም ስምኦን ኣብቲ ዓመታዊ 18 መስከረም ዝርቋሕ ሽልማት ፐን ኤርትራ ተዓዋቲ እዚ ዓመት ከም ዝዀነ እቲ ትካል ብመገዲ መርበብ ሓበሬታኡ ብወግዒ ሓቢሩ። 18 መስከረም፡ ነቲ ኣብ 2001 ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተገብረ ምእጋድ ኵለን ኣብታ ሃገር ዝነጥፋ ዝነበራ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታትን...
ዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ እስርቲ ጂኦግራፊ ኰይና ከምዘይትተረፍን፡ኣፍደገ ባሕሪ መሊሳ ከምእትረክብን ተሓንዩ። እቲ ቀዳማይ ምኒሰተር፡ ብ16 መስከረም 2025፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 'የመደመር መንግስት' [መንግስቲ ምድማር]፡ ዝብል ራብዓይ መጽሓፉ ኣብ ዘመረቐሉ ኣጋጣሚ ኣብ ዘስመዖ መደረ እዩ ከምኡ ኢሉ።ኣ...
Load more...