JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ መንግስታዊ ጽፍሒ ኣመሪካ ዝሰርሐ ቲቦር ናጂ ብ20 ለካቲት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሉቦክ ኣቫላንጅ ጆርናል ብስሙ ንዝወጽአ ዓንቀጽ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን መልሲ ሂብሉ። እቲ ኤምባሲ ሓሙስ 26 ለካቲት፡ "ቲቦር ናጂ፡ ወትሩ ኣንጻር ኤርትራ ዝሰርሕ ፖለቲከኛ፡" ብዝብል ኣብ መርበብ ሓበሬታ...
ኣብዚ ዘለናዮ ዘበን፡ መጓዓዝያ ኣየር ብሰንኪ ቍጠባዊ ውድድር ካብቲ ቅድሚ ዓሰርተታት ዓመታት ዝነበሮ ክብሪ ዋጋን ሕልኽላኽን ተናጊፉ፡ ቀንዲ መለለዪ ዓለምለኻዊ ምትእስሳር ኰይኑ ኣሎ። ይዅን እምበር፡ እታ 35 ዓመት ናጽነታ ንምጽንባል ሒደት ኣዋርሕ ተሪፉዋ ዘሎ ኤርትራ ግን፡ ካብዚ ዓለምለኻዊ ናይ ዕብየት ምዕባለ ተነ...
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ዳግም ናብ ኲናት ሓድሕድ ከይእቶ ስግኣት ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ብዙሓት ሰባት ካብ ክልል ትግራይ ክወጽኡ ይድርኾም ኣሎ። እቲ ዝቐደመ ኣብቲ ክልል ዝተኻየደ ደማዊ ኲናት ደው ካብ ዝብል ልዕሊ ሰለስተ ዓመት ጥራይ'ዩ ኣቝጺሩ ዝርከብ። "እቶም ዓቕሚ ዘለዎም ይዅኑ እቶም ኣውቶቡሳት ክጥቀሙ ዘይክእሉ...
ኢትዮጵያ፡ ኤርትራን ዞባዊ ጉዳያትን ኢትዮጵያ ጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ኣልዓለት ምስ ኤርትራ ዝነበረን ርክብ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናሻሕከረ'ዩ ዝመጽእ ዘሎ። ምስቲ ገና መዕለቢ ዘይተረኸቦ ኵናት ሓድሕድ ሱዳን ተተሓሒዙ ስም ኢትዮጵያን ሃገራት ወሽመጥ ዓረብን ብተደጋጋሚ ክልዓል ይስማዕ። እቶም ኣብ ኵናት ሓድሕድ...
Load more...