JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ቅድሚ ሒደት መዓልታት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘይተፈልጠ ዕጡቓት ተጨውዩ ድሕሪ ምቕታሉ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣዘራራቢ ኰይኑ ጸኒሑ እዩ።
ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኤርትራውያን መዛረቢ ኣርእስቲ ፈጢራ ተርአ ዘላ መጽሓፍ፡ ኣብ 2022 ብመምህር መኮነን ተስፋይ ዝተጻሕፈት ዛንታ ህይወት ሓደ ዶር. ፍጹም ገብረስላሰ ዝተባህለ ኤርትራዊ ተጋዳላይ እትጸዊ ዓባይ መጽሓፍ እያ።
ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ሰሜን ጎንደር ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ፡ ዕጡቓት ናብቲ ኤርትራውያን ተዓቝቦምብሉ ዘለዉ ብምምጻእ፡ ንሓደ ካብቶም ተዓቈብቲ ናብ በረኻ ወሲዶም ከም ዝቐተሉ፡ መቕርቡ ካብቲ ቦታ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም። ሓሙስ ካብቲ መዓስከር በቶም ዕጡቓት ዝተወስደ ስደተኛ፡ ብቐዳም’ዩ ኣብ በረኻ ተ...
ብ30 ታሕሳስ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ካምበርወል ደቡብ ለንደን ኣብ ዝተፈጥረ ባእስን ዕግርግርን ብገበን ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ይድለዩ ከምዘለዉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ትማሊ ዝተዘርግሐ፡ ነዞም ጥርጡራት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንምውዓሎም ምትሕብባር ህዝቢ ዝጽውዕ መግለጺ ፖሊስ፡ ኣብቲ ዕግርግር፡ ልዕሊ 100 ሰባት - ገሊ...
Load more...