JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ዓመተ 2025 ኣብ ኤርትራ እንታይ ዓበይቲ ፍጻመታት'ዮም ነይሮም ንዝብል፡ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ምዕራፋት ፈላሊና ኣቐሚጥናዮ ኣለና። ሓፈሻዊ ዲፕሎማስያውን ፖለቲካውን ምዕባለታት፡ ስፖርታዊ ነጥፈታንን ምፍታሕ እሱራትን ኣብ ዝርኢ ጉዳያት የጠቓልል። ኣብዚ ዓመት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንግብጺ፡ ሱዳንን ስዑድ ዓረብ...
ኣብ ኣፍሪቃ ብብዝሒ ህዝቢ መበል ካልኣይቲ ዝዓበየት ሃገር ዝኾነት ኢትዮጵያ፡ ዳርጋ ምስ ኩለን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዶብ ትራኸብ እያ - ብዘይካ ምስ ዩጋንዳ። ብፍላይ ምስ ሶማልያ ዘለዋ ዶባት ካብቲ ምስተን ካልኦት ጎረባብቲ ዘለዋ ዝነውሐ እዩ። እንተኾነ ኣብቲ ዞባ ዓበይቲ ምዕባለታት ወይ ቅልውላዋት ኣብ ዝፍጠርሉ...
ኤርትራ፡ እስራኤል ንሶማሊላንድ ኣፍልጦ ምሃባ ብዝምልከት ካብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት "ዘየወላውል ንጹር መልሲ ኪወሃቦ" ጸዊዓ። እዚ ስጕምቲ ዞባውን ዓለማውን ዘይምርግጋእ ቅልውላውን ዕንወትን ከስዕብ ከምዝኽእል'ውን ኣጠንቂቓ። ኤርትራ፡ ቻይና ኣብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት "ሕልናዊ ሓላፍነት " ክትስከም ከምኡ...
ኤርትራ፡ እስራኤል ንሶማሊላንድ ኣፍልጦ ምሃባ ብዝምልከት ካብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት "ዘየወላውል ንጹር መልሲ ኪወሃቦ" ጸዊዓ። እዚ ስጕምቲ ዞባውን ዓለማውን ዘይምርግጋእ ቅልውላውን ዕንወትን ከስዕብ ከምዝኽእል'ውን ኣጠንቂቓ። እቲ ምኒስትሪ ዜና ኤርትራ ብሰንበት ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ "ጸወታ" ምስጢር ዘይኮነስ፡...
Load more...