JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ንዘውዲ ኣርኣያ፡ ኣብ 2001 ኣብ ሮማ ኢጣልያ ቤት ጽሕፈታ ከይደ ቃለ-መሕትት ከካይደላን ዕድል ረኺበ ነይረ። ኣብቲ እዋን ኣብ ጥልያን ኣምባሳደር ኤርትራ ዝነበረ ኣምባሳደር ጸጋይ መጐስ፡ ምስ ዘውዲ ናይ ቀረባ ሌላ ስለ ዝነበሮ፡ ንሱ እዩ ነቲ ዕድል ኣመቻቺኡለይ። ኣምባሳደር ጸጋይ ሓላፍነት ቤት ጽሕፈት ድሕሪ ምርካቡ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ጽንብል መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ዘስምዖ መደረ ኣዛራቢ ኰይኑ ይቕጽል ኣሎ። ኣብቲ ዕለት ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንዓለማዊ ፖለቲካዊ ስርዓት ምስ ኣመሪካ ኣተሓሒዙ ዝበዝሕ ክፋል መደረኡ ኣቕሪብዎ። ካብቲ ትራምፕ ዳግማይ ናብ ስልጣን ዝመጽኣሉ ዘልዓሎ 'ኣመሪካ ደጊምካ ዓ...
ኣብዚ ቀረባ እዋናት ገጹ "ናብ ኤርትራን ቀይሕባሕሪን መሊሱ" ዝበሃለሉ ዘሎ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ብምኽንያት መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ንህዝብን መንግስትን እታ ሃገር ናይ እንቋዕ ሓጐሰኩም መልእኽቲ ሰዲዱ ክብል ሻባይት ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ መልእኽቱ፡ "ንሓያ...
ኤርትራ ንመበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነታ (24 ግንቦት) ንምብዓል ኣብ ምድላው ትርከብ። መንግስቲ ኤርትራ፡ እታ ሃገር ንተኸታተልቲ ዓሰርተታት ዓመታት ንዝተጻዕነላ ተጻብኦ ናይ ግዳም ሓይልታትን እገዳታትን ብምምካት፡ ኣብ መትከል "ርእሰ-ምርኰሳ" ዝተመሰረተ ቍጠባውን ማሕበራውን ልምዓት ንምርግጋጽ ትሰርሕ ከም ዘላ እ...
Load more...