JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሓድሽ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ነታ ጋንታ ንምምዕባል ዝክኣሎ ክገብር ምዃኑ ቃል ኣትዩ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ዝተመዘዘ ግብጻዊ ኮሓ ሓሺም ያኪን፡ ድሮ ናብ ኤርትራ ኣትዩ ኣሎ። ምስ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ዘመደ ተኽለ ኣብ ዘካየዶ ርክብ፡ ነታ ካብ ኣገዳሲ ውድድራት በዂራ ዝጸንሐት ጋንታ...
ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ዝፈጥሮ ዘሎ ወጥሪ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሰንኪ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ወጥሪ እናገደደ ይኸይድ ኣሎ። ኣብዚ ተራ ቱርኪን እስራኤልን እንታይ እዩ? ናይ ቀረባ መሓዛ ኢትዮጵያ ዝዀነት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ ባሕሪ ዘቕረበቶ ሕቶ "ትድግፍ" ምህላዋ'ዩ ዝግለጽ።...
ብቐዳም 28 ለካቲት 2026 ዝጀመረ መጥቃዕቲ እስራኤልን ኣመሪካን ኣብ ልዕሊ ኢራን ስዒቡ፡ ላዕለዋይ መራሒ ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ምስ ተቐተለ፡ እቲ ረጽሚ ናብ መላእ ማእከላይ ምብራቕ ተዘርጊሑ ኣሎ። ኢራን፡ ኣብ መላእ እቲ ዞባ ሚሳይላትን ድሮናትን ብምውንጫፍ ንእስራኤል፡ ባሕሬን፡ ኩዌት፡ ቐጠር፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ...
ሰብመዚ ኤርትራ ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ብሰንኪ እምነቶም ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ዝጸንሑ ሰዓብቲ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ከምዝፈትሑ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ዝተፈትሑ ልዕሊ 40 ዜጋታት ኣብቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዝርከብ ወተሃደራዊ ቤትማእሰርቲ ማይ-ስርዋ ተታሒዞም ዝጸንሑ እዮም። ኣብዚ ቀረ...
Load more...