Latest releases
- Details
ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምብራቕ ኣፍሪቃን ዝርከቡ መንግስታት፡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቶም ሰብአዊ ግህሰት ከም ዝፍጽሙ፡ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን ራይትስዎች ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ልሳን ነቐፍቶም ንምዕባስ ከም ኣጽዋር መጥቃዕቲ ይጥቀሙ ከም ዘለዉ ሓቢሩ። ሂዩማን ራይትስዎች፡...
- Details
ንዋሕዚ ስደተኛታት ዝቃወም ሕሉፍ የማናዊ ዓሌተኛ ብፈተነ ቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዕቝባ ንዕድመ ልክዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱ። ወዲ 32 ዓመት ካለም አሊሲስ ፓርስሎው፡ ናብ ሓደ ስደተኛታት ተዓቚቦምሉ ዝነበሩ ሆቴል ብምእታው ንናሆም ሓጐስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣብ ኣፍልቡን ኢዱን ብኻራ ድሕሪ ምውግኡ'ዩ ተኸሲሱ። ነቲ መስርሕ...
- Details
መሃንድስ ግርማይ ዘርኣይ፡ 'ረፕዩተይሽን ፖል ኢንተርናሽናል( RPI) ብዝተባህለ፡ ብደረጃ ዓለም ዝና ንዘጥረዩ ዋና ኣካየድቲ ባንክታት፣ ከምኡ'ውን፡ ንኢንዱስትሪታቶም ናብ ክብ ዝበለ ጽፍሒ ዘዕበዩ፡ ጽልዋ ዘሕደሩን ጸለውትን ሰባት ደረጃን ኣፍልጦን ብዝህብ ትካል፡ ኣብ መንጎ '100 ጸለውቲ ኣፍሪቃውያን 2025' ተረቚ...
- Details
እቲ ኣብ ዓይኒ ብዙሓት ኣፍቀርቲ ኵ'ዕሶ እግሪን ኣሰልጠንትን ክለባትን ደሚቝ ዘሎ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፡ ካብ ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ ፕረምየርሊግ እንግሊዝ 9 ሸቶታት ብምምዝጋብ ሓደ ካብቶም ኣገደስቲ ተጻወትቲ ኒውካስል ዩናይትድ ኰይኑ ኣሎ። ብዙሓት ምስቲ ናይ ኵሉ ግዜ ኮኾብ ኣርሰናል ዝነበረ ቴሪ ሄንሪ...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
Load more...
All items
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.