JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

መስርሕ ምምዕባል መቓን ምትሕብባርን ኣጠቓቕማን ማይ ፈለግ ኣባይ ፡ ቅድሚ 27 ዓመት ኣብ 1997 ዓ.ም [ግ] እዩ ጀሚሩ። እቲ ኣስታት ሰለስተ ዓሰርተታት ዓመታት ዝወሰደ መስርሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሰንበት 3 ጥቅምቲ 2017 [ግ] ተዛዚሙ ኣብ ግብሪ ከውዕል ተኣዊጁ ኣሎ።ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብዛዕባ ትግባ...
እዘን ኣብ 101 ዓመተን ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈልያ፡ ናይ ዕድመን ውሉዳትን በዓልቲ ጸጋ ወላዲት፡ ወይዘሮ ሓጉሽ ሃይለ ይበሃላ። ኣደይ ሓጉሽ፡ ካብ እንዳ ከንቲባ ወልዳይ ዓዲ ሽም ምሕረት ድግሳ እየን። እዘን መልክዕን ቁመናን፣ ቁመትን ጉብዝናን፡ ልዕሊ ኵሉ ግን ሕልናን ልቦናን ዝተዓደላ ግርምቲ ኣደ፡ ኣብ ኵሉ ማሕበ...
ኣብ 2024 ኣዝዩ ድሙቕ ዓወታት ብምምዝጋብ ሓደስቲ ክብረ ወሰናት ዘመዝገበ ቢንያም ግርማይ ዓስራይ ርእሱ ንሽልማት ዝበለጸ ተቐዳዳማይ እዚ ዓመት ተሓጽዩ።ቢንያም ነዚ ሽልማት ክሕጸ ዝኸኣል ቀዳማይ ኣፍሪቃዊ’ዩ። እቲ ሽልማት ቬሎ ዲ ኦር ዝበሃል ኰይኑ ዓመታዊ ንዝበለጸ ብቕዓት ዘርኣዩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝወሃብ ሽልማ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለታ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ዝቐነየት ሃገራት ጋንታ ኤርትራ ሎሚ ናብ ርእሰ ከተማ ኣስመራ ኣትያ። እታ ድሙቕ ዓወታት ሓፊሳ ዝተመለሰት ደቂኣንስትዮ ዝርከቡዋ ጋንታ ናብ ሃገራ ኣብ ዝተመልሰትሉ ደገፍቲ ቅድድም ብሽክለታ ናብ ጎደና ብምስላፍ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምላ።ኣብቲ...
Load more...