JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ኣየር ኤርትራ በረራ ከየካይድ ተኸልኪሉ ዝብል ሓበሬታ ጌጋ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ነፈርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሰማያት ኤርትራ ከይበራ ከምዝተኸልከላ ዝገልጽ ወረ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ድሕሪ ምውጽኡ'ዩ ነቲ ሓበሬታ ሂቡ ዘሎ።እቲ መግለጺ፡ “መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን...
ሐደ ካብቶም ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዘለዎ ዋህዮ ኣማኒኤል ብልማማ ነዝማሪኖ ትግራዊ ዶ በልካዮ ነስመራ ዕባይ ምስ ደቀባት ኤርትራ ጸብጺብካዮ ድጉል ኣጀንዳኻ ፍልስፍናኻ ቆሊኻ ብልዓዮ፣ ሎኽመኛ ሙሁር ኣማኒኤል ሳህለ ጉያ ካብ ሽወደን ንዓድዋ ንመቀለ እዚ ጽልኢ ካብምንታይ ከ ነቐለ፣ ውሕ ውሕ ከም ተናኻሲ ከልቢ ኣብ ምንታይ...
ሕልሚ ተጻወትን ኣፍቀርትን ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ መጻረዪ ውድድራት ዋንጫ ዓለም 2026 ፊፋ ቅድሚ ምጅማሩ’ዩ ቅሂሙ ተሪፉ። ሕጂ'ውን እንተዀነ፡ ኤርትራ ካብ መጻረዪ ውድድራት ንዋንጫ ቻምፒዮንሺፕ ኣፍሪቃ - ቻን ንገዛእ ርእሳ ብምእላያ ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ቀዳማይ መጻረዪ ግጥም ተሰሪዙ። በዚ ድማ ኣብቶም ኣብ ኵዕሶ...
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ላስቬጋስ ብዘጋጠመ ባርዕ ገዛ ኣባላት ሓንቲ ኤርትራዊት ስድራቤት ዝዀኑ ክልተ ዓበይትን ክልተ ህጻናትን ዝርከብዎም ሰባት ሞይቶም። አዚ ዘሕዝን ፍጻመ፡ ብ 24 ጥቅምቲ ወጋሕታ ሰዓት 4፡00 እቶም ኣባላት እታ ስድራ ኣብቲ በዓል ሰለስተ ደርቢ መንበሪ ቤቶም ደቂሶም አንከለዉ እዩ ኣጋጢሙ። ኣብ እዋን...
Load more...