JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ተጣባቒ ሰብኣዊ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣማኢት ኤርትራውያን ብሓይሊ ካብ ቱርኪ ናብ ሃገሮም ናይ ምጥራዝ ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ገሊጹ። ኣምነስት ኢንተርናሽናል ትማሊ ኣብ ትሕቲ “ሓደጋ ብሓይሊ ምምላስ ኣንጸላልይዎም ዘሎ ኤርትራውያን’ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቶም ኣብ ቱርኪ ዝርከቡ ኤርትራውያን ብ...
ካብ ገማግም ባሕሪ ሰሜን ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብንእሽቶ ጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ 12 ሓተቲ ዑቕባ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ፖሊስ ዝሃቦ ዘሎ ሓበሬታ መብዛሕቶም እቶም ግዳያት ቆልዑ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ‘ዮም።
ስዊዘርላንድ፣ ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ ዝነትጽጉ 260 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምስጓግ ትደፍኣሉ ከምዘላ መርበብ ዜና ኢንፎ ማይግራንት ሓቢሩ። ፖለቲከኛታት ስዊዘርላንድ፣ ንምስጓግ እቶም ኤርትራውያን ብዝምልከት ተደጋጋሚ ዘተ ከካይዱ ጸኒሖም‘ዮም።
ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት፣ ተኽእሎ ወፍሪ ምግፋፍ ዓሳ ንምድህሃስ ዘኽእል ዑደት ጭፍራ መራኽብ ከተካይድ ምዃና ኣፍሊጣ። እተን ዳህሰስቲ ዕምቆት ባሕሪ፣ ክኢላታት ጥልቀትን ተመራመርቲን ዝሓቖፈ ጭፍራ መራክብ ሩስያ፣ ካብ ካሊኒንግራድ ኣብ ዝተበገሳሉ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ዲሚትሪ ፓትሩሸ...
Load more...