JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራን ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ትግራይን "ኲናት ንምእዋጅ" ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ ዝብል ካብ ወገን ኢትዮጵያ ዝቐረበ ክሲ ነጺጎም። ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ኤርትራን ህወሓትን ኣንጻር ኢትዮጵያ "ኣብ ውግእ ተዋፊሮም" ኣለዉ ክብል ናብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ ምኽሳሱ ይዝከር። ምኒስተር...
ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ፡ነቲ ቅድሚ ሽድሽተ ወርሒ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግርያ ኰይኑ ዝተሾመ፡ ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ ዝተውሃቦ ስልጣን ብዘይሓላፍነታዊ ኣካይዳ ይጥቀመሉ ከምዘሎን ከሲሱ። ምክትል ፕረዘደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ነበርን፡ ተደራዳሪ ውዕል ፕሪቶርያን ዝዀነን ጀነራል ፃድቃን፡ ከምኡ ዝበለ፡ ም...
ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ዝመደበሩ 'ኤርትርያ ፎከስ' ዝተባህለ ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ኢትዮጵያ ብመሬት ኤርትራ ኣቢላ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ "መሰል ከም ዘለዎ ብእተካይዶ ዘላ ተዋጋኢ ትረኻ፡" ዓቢይ ስክፍታ ከም ዝሓደሮ ገሊጹ። "ዝዀነ ከምዚ ዝኣመሰለ ስጕምቲ፡ ብምፍርራሕ፡ ብኣስገዳድ ይዅን ብወራር፡ ንኣህጉራዊ ሕጊ፡...
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ኤርትራን ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ትግራይን ኣንጻር ኢትዮጵያ "ኣብ ውግእ ተዋፊሮም" ክብል ናብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ ከሲሱ። እቲ ሚኒስትሪ ዘቕረቦ ክሲ፡ ዕጡቓት ፋኖ ኣብ ቀረባ እዋን ንርእሰ ከተማ ሰሜን ወሎ ወልድያ ንምቁጽጻር ኣብ ዝገበርዎ ፈተነ መንግስቲ...
Load more...