JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ሽወደን ዝመደበራ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ካብ መንግስቲ ሽወደን ምውላ ከምዘይትረክብ ተገሊጹ። ሃገራዊ ትካል ጸጥታ ሽወደን፡ እታ ቤተ-ክርስትያን ምስ መንግስቲ ኤርትራ ምትእስሳር ከምዘለዋን፡ እዚ ድማ ኣብ ሽወደን መሰረታዊ መሰላት ናይ ምግሃስ ሓደጋ ከምዘለዎን ድሕሪ ምጥንቃቑ'ዩ ሰብመዚ ነዚ...
ኤርትራ ብፈደረሽን ኵዕሶ እግሪ ዓለም - ፊፋ፡ ኣብ ደረጃ ሃገራት ዘይተሰርዐት'ኳ እንተኾነት ኣብ ቅድመ መጻረዪ ውድድራት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2027 (ኣፍኮን) ክትሳተፍ ምዃና ግን ተፈሊጡ'ሎ። ኣብ ዝሓለፈ ሓምለ 2025 ኣብ ዝተዘርግሐ፡ ዓመታዊ ዝወጽእ ደረጃ ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ዘመልክት ዝርዝር፡ ፊፋ ኣብቲ ዓመ...
ኤርትራ ናብቲ ብወገን ኢትዮጵያ ዝጋዋሕ ዘሎ 'ኣዋጃት ኲናት ማያት' ክትዕደም ከምዘይትደሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ገሊጹ። ኣዲስ ኣበባ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ዘላ ዲፕሎማስያዊን ፕሮፖጋንዳዊን ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ልዑላውነት ኤርትራ ክህልዎ ዝኽእል ጽልዋ እንታይ ምዃኑ ምስተሓተተ፡ "ንመዳመቒ ዝቐ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ 12 ጥሪ ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና፡ ኣብ ህሉው ዓለማውን ዞባውን ምዕባለታት ከምኡ'ውን ዘቤታዊ ጉዳያት ቃለመሕትት ከካይድ ምዃኑ ተሓቢሩ'ሎ። ኢሳይያስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሓምለ 2025 ተመሳሳሊ ቃለመሕትት ኣካይዱ ምንባሩ ኣይርሳዕን። ኣብቲ ናይ ሽዑ ንኽልተ ሰዓት ዝቐጸለ መደብ፡ ኢ...
Load more...