JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሎሚመዓልቲ ኣብ ሰልፍታት ተቓውሞ ኬንያ፡ ፖሊስ ብዝተኰሶ ጥይት ብዙሓት ሰባት ከም ዝሞቱን ከም ዝተጐድኡን ተገሊፁ። ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኬንያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ 17 ግዝኣታት እታ ሃገር፡ ናይ 10 ሰባት ሞት፣ 29 ሙጉዳእቲ፣ ክልተ መጭወይቲን 37 ማእሰርቲን ከም ዝሰነደ ኣፍሊጡ ኣሎ። ዓበይቲ ፅርግያታትን መእታዊ...
ሎሚ ኣብ ዝጀመረ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ 2025 ጃስፐር ፍሊፕሰን ቀዳማይ ብምውጻእ ብጫ ማልያ ሒዙ። ቢንያም ግርማይ ከኣ ካልኣይ ብምውጻእ ነታ ዓሚ ዝወነና ቀጠልያ ማልያ ንምዕቓብ ኣብ ጽቡቕ ቑመና ከምዘሎ ኣመስኪሩ። ቢንያም ግርማይ ንመንእሰያ ኣብ እትውሃብ ማልያ ብ3 ሰዓት፡ 53 ደቂቕን 5 ካልኢትን ቀዳማይ ብ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፡ ብዛዕባ ኣፍደገ ባሕሪን እዋናዊ ኩነታት ትግራይን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ። ንሱ፡ ካብ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዝቐረቡሉ ሕቶታት ምላሽ እንትህብ እዩ፡ ኣብ ኩነታት ፀጥታ እታ ሃገርን ምስ ኤርትራ ብዛዕባ ዘሎ ርክብን ኣመልኪቱ ዝተዛረበ። "ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ እንተዘይረኺባ ሃገር...
ዙር ፈረንሳ ብሰሓብነቱን ብዝሒ ተዓዘብቱን ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ኰይኑ፡ 21 መድረኻት ዘለዎ ግራንድ ቱር'ዩ፣ ብ5 ሓምለ ጀሚሩ ከኣ 27 ሓምለ ክዛዘም'ዩ። ኤርትራን ኣፍሪቃን ድማ ኣብዚ ውድድር ብቢንያም ግርማይ ጥራይ እየን ክውከላ። ተቐዳደምቲ፡ ኣብዚ 21 መድረኻት 3338.8 ኪሎሜተር ክዝውሩ'ዮም፣ ብመንጽር ብራኸ...
Load more...