JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ሃንደበታዊ ክብሃል ዝክኣል ቃለመሕትት ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኣካይዱ። ኣብቲ ንኽልተ ሰዓት ዝቐጸለ መደብ፡ ኢሳይያስ ንዓለማዊ ፖለቲካዊ ኵነታት፣ ነቲ ኣብ ቀዳማይ እብረ ፕረዚደንት ትራምፕ ዝተፈተነ ምምሕያሽ ዝምድና ኤርትራን ኣመሪካን፣ ኣብዚ ሓድሽ ምልሶት ትራም...
ጸሓፊ ክፍሊ ወጻኢ ኣመሪካ ማርኮ ሩቢዮ ምስ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ብስልኪ ከምዝተዘራረበ ወሃቢ ቃል እቲ ቤት ጽሕፈት ኣመሪካ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብሰሉስ 21 ሓምለ ዝተኻየደ ዝርርብ፡ እቶም ሰበስልጣን "ኣብ ክልተኣውን ዞባውን ጉዳያት" ከምዝተዘራረቡ እዩ እቲ ወሃቢ ቃል ገሊጹ ዘሎ። እቶም፡ ቀዳማይ ም...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ቀዳም 19 ሓምለ ምስ ተለቪዥን ኤርትራ ዘካየዶ ቃለመሕትት፡ ሃገሩ ምስ ኣመሪካ 'ጽምዶ' ክትፈጥር ድሌት ከም ዘለዋ ገሊጹ ነይሩ። እቲ ፕረዚደንት፡ ነቲ ናብ ብረታዊ ቃልሲ ዝመርሐ ሕዱር ኣጠማምታን ውሳነን ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ናጽነት ኤርትራ ጠቒሱ፡ እናተተኻኽኡ ዝመጽኡ ምምሕ...
ፖሊስ ዓዲ ኢንግሊዝ፡ ኣብ መላእ ምምሕዳር ዌስት ሚድላንድስ ድሕሪ ዘካየዶ ወፍሪ ኢሚግሬሽን ልዕሊ 20 ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። ብዘይሕጋዊ መገዲ ይሰርሑ ነይሮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣበጻጻሕቲ ንብረት [ደሊቨሪ]፡ ኣብ በርሚንግሃም፡ ኮቨንትሪን ሄረፎርድን ብዝርከቡ ፖሊስ ከም ዝተኣስሩ ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጕዳያት ገ...
Load more...