JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ምንጪ ስእሊ, Getty Images መግለጺ ስእሊ, ኣብ ገለ ገለ እዋን ተዓዘብቲ ንጽርግያ ከጻብብዎ ይርኣዩ'ዮም፡ እዚ ከኣ ንተቐዳደምቲ ናብ ሓደጋ የቃልዖም 19 ሓምለ 2025 ኣብ ዙር ፈረንሳ ንምዕዋት፡ ህሉው ብቕዓት፡ ሓይሊ፡ ወይ ድልድልቲ ጋንታ ምሓዝ ጥራይ በይኑ ኣኻሊ ኣይኰነን። ነቲ ዝተሰርዐ ልዕሊ 3,000 ኪ...
ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ ብደረጃ ምክትል ዋና ጸሓፊ ሓላፊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ዝነበረን ንዝተፈላለየ ግጭታት ዓለም ንምፍታሕ ኣብ ዝተኻየደ ዲፕሎማስያዊ ተበግሶታት ናይቲ ውድብ ዝመርሐን'ዩ።እቲ ገዲም ዲፕሎማሰኛ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ከምኡ'ውን ኣብ እዋን ዶባዊ ኲናት...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳም 19 ሓምለ ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ቃለመጠይቕ ክህብ ምዃኑ ተገሊጹ ከምዘሎ ድሮ ተሰሚዑ እዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ውሱናት ወግዓዊ ኣጋጣሚታት - ብፍላይ በዓል ናጽነትን መዓልቲ ሰማእታትን - ዝገብሮ መደረታት ወይ ቃለመጠይቓት፡ ገለ ካብቲ ህዝቢ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ ኣጋጣሚታት...
ኤርትራዊ ኣባል ካዛኪስታናዊት ጋንታ ኣስታና ካዛኪስታን ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022፡ 2023 ከምኡ'ውን 2024 ሄኖክ ምሉእብርሃን ተዓዋቲ ብጫን ቀጠልያን ማልያ ኣብ ቻይና ዝካየድ ዙር ማግኒፍሰንት ኵንሃይ ኰይኑ ውድድሩ ከም ዝዛመ ኣብ ሳይክሊን ስታት ዝወጽአ ጸብጻብ ገሊጹ። ኣብዚ ሸሞንተ መድረኻት ዝነበሮ ሓያል ጸወታ፡...
Load more...