JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

An Eritrean man who had a 'number of risk factors for suicide and self-harm' was found dead at a Kent Prison. Filmon Brhane hung himself in his cell at HMP Maidstone on June 12, 2023, a new report has...
ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ መሬት ኢትዮጵያ ክወጽእን ንልዝብ ድሉው ክኸውንን ጸዊዑ።ብመንገዲ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ጊዴዮን ጢሞትዮስ [ዶ/ር] ንመዘናኡ ምኒስተር ዑስማን ሳልሕ ብቀዳም 07 ለካቲት ዝተጻሕፈ ምዃኑ ዝተመልከተ ደብዳበ፡ ኤርትራ ልኡላዊ ዶብ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢታት...
ኢጣልያዊ ደራሲ ማርኮ ሌንቺ ዝጸሓፋ 'All'inferno e ritorno' ("ናብን ካብን ገሃነም") ዘርእስታ ታሪኻዊት ግን ልበ-ወለድ ዘይኰነት መጽሓፍ ኰይና፡ ንፍሉይን ብዙሕ ግዜ ዕሽሽ ዝበሃልን መዳይ መግዛእቲ ጣልያን ኣብ ኤርትራ እትምርምር እያ። እታ መጽሓፍ፡ ሰበ-ስልጣን መግዛእቲ ጣልያን፡ ብፍላይ ኣብ ፈለማይ...
ፖሊስ ካብ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ጥሪ ኣትሒዙ ንቐታሊ ወዲ 14 ዓመት ኤርትራዊ ዮሴፍ ንምርካብ ሰፊሕ ጻዕሪ ከካይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሓደ ስሙ ዘይተገልጸ ወዲ 12 ዓመት ቈልዓ በቲ ገበን ኣብ ቀይዲ ከም ዘውዓለ ገሊጹ። ዮሴፍ ንመወዳእታ ብህይወት ዝተራእየሉ ብ28 ጥሪ ከባቢ ፍርቂ መዓልቲ ኰይኑ፡ ሓደ ብእግሩ ዝጓዓዝ ዝ...
Load more...