JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ዝቕጽል ዘሎ ግጭታት፡ ጽልዋታት ኲናት ዩክረይን ኢራንን ዝተሓላለኸ ውሽጣዊ ቍጠባዊ ጸገማትን፡ ጥሜት ኣብቲ ዞባ ኣሰካፊ ደረጃ በጺሑ ከም ዘሎ ሓድሽ ጸብጻብ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 90 ሚልዮን ሰባት ንጥዕና ዝበቅዕ መኣዲ ንምቕራብ ዓቕሚ...
ባንክ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ሰነ 2026፡ ካብ ባንክታት ወጻኢ ኣብ ኢድ ውልቀ-ሰባትን ትካላትን ብዘይ ዓቐን ተታሒዙ ዘሎ ባጤራ ናቕፋ፡ ክሳዕ መወዳእታ ሓምለ ናብ ሕሳብ ባንክ ክኣቱ ዘገድድ ጽኑዕ ሕጋዊ መተሓሳሰቢ ኣውጺኡ ምንባሩ ይዝከር እዩ።እቲ ዝተቐመጠ ገደብ ግዜ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን ብዙሕ ሰ...
ዳኛ ካልጋሪ፡ ኣብቲ ፖሊስ "ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ከተማና ዘጋጠመ ዝዓበየ ናዕቢ" ኢሉ ዝገለፆ ፍጻመ ብዝተኣሳሰር፡ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ናይ ጥፍኣተኛነት ውሳነ ከምዘመሓላለፈ ኣፍሊጡ። ብ2 መስከረም 2023፡ ብሰንኪ ኣብ ዓዶም ዘሎ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ኩነታት፡ ተጻራሪ ኣረኣእያ ከም ዝነበሮም ዝተገልፁ...
መንግስቲ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ ነቲ ናብታ ሃገር ትገብሮ ዝነበረት ሰደድ ኤለክትሪክ ደው ከም ዘበለቶ ብምኽሳስ፡ እዚ ስጕምቲ ነቲ ብዂናት ትሕመስ ዘላ ሃገር ዘጋጥም ዘሎ ጸገም መብራህቲ መመሊሱ ከም ዘጋደዶ ኣፍሊጡ። ማዕከን ዜና 'ሱዳን ትሪብዩን' ንምኒስትሪ ጸዓትን ነዳድን ሱዳን ብምጥቃስ ከም ዝጸብጸቦ፡ እቲ ካብ ኢትዮጵ...
Load more...