JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ሓራምዝ ዝተገብረ ዓቢ ናይ ዘርኢ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ፡ እቶም ኣብ ኤርትራ ንበይኖም ተነጺሎም ዝርከቡ ሒደት ሓራምዝ፡ ብሰንኪ ምስ ከምኦም ዘርኢ ጥራሕ ምውሳቦም ንጥዕናኦም ዝሃሲ ናይ ዘርኢ ጸገማት የጋጥሞም ኣሎ። እዚ ኣብ ጆርናል 'ኔቸር ኮሚንዩከሽን' ዝተሓትመ ጸብጻብ፡ ንፈለማ እዋን ኣብ...
መራሕቲ ኢትዮጵያ ዝደጋግምዎ ዘለዉ ምጉት ኣፍደገ-ባሕሪ ዘይሕጋዊን ቶኽታዂን እዩ ክትብል ኤርትራ ተቓውሞኣ ገሊጻ። ሚኒስተር ዜና የማነ ገብረመስቀል ሎሚ ብኤክስ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፡ ንመራሒ ናይቲ "ፖተምኪን" ክብል ዝገለጾ ሰልፊ ብልጽግና፡ ካብ ውሽጣዊ ጸገማቱ ንምህዳም ዘልዕሎ ዘሎ'ዩ ክብል ምላሽ ሂቡሉ። "መራሒ ናይቲ...
ናይታ ብዘስካክሕ ኣገባብ ዝተቐትለት ኤርትራዊት ስደተኛ ከይኮነ ኣይተርፍን ዝብሃል ዘሎ ሽክና ርእሲ ከምዝተረኽበ ሰብመዚ ጸጥታ ጀርመን ኣፍሊጦም። እቲ ኣካል ኣብ ከባቢ ከተማ ኦልፐ ኣብ ዝርከብ ቨልደን ዝተባህለ ቦታ'ዩ ጓሓፍ ክእክቡ ብዝተፋወሩ ክልተ ሰባት ተረኺቡ ዘሎ። ፖሊስ ሃገንን ኣኽበርቲ ሕጊ ዞባ ሴገንን ኣብ...
ኣብቲ ብበረድ ዝተሸፈነን ብኣኽራናት ዝተኸበበን ሰሜናዊ ምዕራብ ኢራን፡ ወቕቲ ጽድያ ንኣእዋም ኣልሞንድ ብጻዕዳ ዕምባባታት የግይጾም ኣሎ። እቲ ግዝያዊ ምቍራጽ ተዅሲ ድማ ኣብ ጽርግያታት ዝያዳ ምንቅስቓስ ተሽከርከርት ክረኣያን ሓያሎ ኢራናውያን ናብ ዓዶም ክምለሱን ዕድል ፈጢሩ ይርከብ። ሓደ ኣብ ባንክ ዝሰርሕ ሰያብ ሰ...
Load more...