JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሓደ ካብቶም ዝኸፍኡ ሓደጋታት፡ እቲ ኣብ ሰነ 2017 ኣብ ምዕራብ ለንደን ዘጋጠመን ንግረንፈል ታወር ዘዕነወን ባርዕ ይጥቀስ፤ እቲ ሓደጋ 72 ህይወት ዝቐዘፈ እዩ። ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን እቶም ዝያዳ ዝተጐድኡ ማሕበረሰባት ከምዝነበሩ ዝዝከር ኰይኑ፡ ካብ ክልቲኡ ሕብረተሰብ ልዕሊ ፍርቂ ህጻ...
ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ናብ ኣስመራ ዝኣተወ ኣምባሳደር ሲልቨይን ኣስቴር ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብምርኻብ ተዘራሪቡ'ሎ። ምብጻሕ ናይቲ ፍሉይ ልኡኽ፡ ሃገሩ ምስ ኤርትራውያን ስደተኛታት...
ስዊዘርላንድ፡ ብሰንኪ'ቲ ምስ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሓተትቲ ዕቝባ ስደተኛታት ዝተፈጥረ ዘይምርድዳእ፡ ነታ ሃገር እትገብሮ ዝነበረት 'ልምዓታዊ ሓገዝ' ክቋረጽ ከም ዝወሰነት ኣፍሊጣ። ስዊዘርላንድ፡ እቶም ብዝተፈላለየ መገዲ ናብታ ሃገር ብምእታው ሕቶ ዕቝባ ኣቕሪቦም ዝተነጽጕ ኤርትራውያን፡ ናብ ሃገሮም ክምለሱን ኤርትራ ክ...
ኣባል ኤምባሲ ሊብያ ኣብ ኤርትራ፣ 160 ሽሕ ዶላር ብምጥፍፋእ። ብ 16 ጥሪ፣ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ንቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ፣ ተቖጻጻሪ ሕሳብ ምንባሩ ዝተገልጸ ኣባል ኤምባሲ ሊብያ፣ ናይ ሓሶት ናይ ሕሳብ መዛግብቲ፣ ቅብሊታትን ካልእ ወረቓ...
Load more...