JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲን ካልአ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ይዋፈሩ ኣለዉ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ገሊጹ። እቲ ክፍሊ ኣብ መግለጺኡ፡ ኣዝማድ ንምብጻሕ፡ ካብ ኤርትራ፡ ዱባይን ኡጋንዳን፣ ብሕጋዊ መንገዲ ብቪዛ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ኤርትራውያን፡ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብሳንጣታት ኣቁሑ...
ኣብ ኡጋንዳ ዝርከቡ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ኣውፈርቲን ካልኦት ዕዱማትን ዝሳተፍዎ ዋዕላ፣ ን 21 ታሕሳስ ክካየድ ተመዲቡ ከምዘሎ መርበባት ዜና ካብ ካምፓላ ሓቢረን። እቲ ኣብ፣ ፓላስ ፕለይ ፓርክ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ዋዕላ፣ ብምትሕብባር ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳን ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት እታ ሃገርን...
እቲ ካብ ወደብ ባጽዕ ጀሚሩ ጊንዳዕን ኣስመራን ረጊጹ ንከረን ሓሊፉ ብኣቑርደት ኣቢሉ ድማ ኣብ ቢሻ ዝበጽሕ ዝነበረ 306 ኪ.ሜ. ዝንውሓቱ ሓዲድ ብኸመይ ዓንዩ? ንምንታይከ ብግቡእ ክጽገን ዘይተኻእለ? ኢሎም ዝውከሱ ብዙሓት እዮም። ሓደ ካብ'ቶም ብግቡእ፡ ማለት ብዓሚቝን ብጸንቃቕን ኣገባብ ምርምር ዝተገብረሎም ዛዕባታ...
ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ምጥራዞም ከምዘሻቐሎ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ንሕቶታት ቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፡ ብዛዕባ'ቲ ዝካየድ ዘሎ ምስጓጒ ኤርትራውያን "ኣፍልጦ" ከምዘለዎ ብምሕባር፡ ክምለሱ ዘይግቦም...
Load more...